Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ትምህርቲ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ ማእከል ስልጠና PRISME

ኣዳላዊ Centre de formation PRISME , Langue et Communication ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እቲ ASL Passerelle vers l'emploi ኣብ ሞያዊ ውህደትን ትምህርቲ ፈረንሳን ዘተኮረ መደብ ስልጠና እዩ።

ምፍላጡ ዘገድስ
ኣብ ሰሙን 12 ሰዓታት ስልጠና የጠቓልል: 6 ሰዓታት "ስራሕ" ስልጠናን 6 ሰዓታት "ቋንቋ ፈረንሳ" ስልጠናን የጠቓልል።

እቶም ዓውደ መጽናዕትታት ኣብ ውሽጢ ፍርቂ መዓልቲ ይካየዱ፤
- ንግሆ ካብ ሰዓት 9፡30 ቅ.ቀ - ሰዓት 12፡30 ድ.ቀ.
ወይ
- ድሕሪ ቀትሪ ካብ ሰዓት 1፡30 ድ.ቀ ክሳብ ሰዓት 4፡30 ድ.ቀ.

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ስልጠና እዚ ፣ ን ናይ ውልቅኻ ፕሮጀክትን ንምዕዋትን ከምኡእውን ን ግሪ መገድኻ፣ ሓድሽ ባይታ ናይ ስራሕን ንምድህሳስ ዝዓለመ እዩ።

i ምፍላጡ ኣገዳሲ! ተሳተፍቲ ናይ 15 መዓልታት ስታጅ ወይ ኢንተንሽፕ ንምክያድ ይግብኦም።

ናይ ቋንቋን ስራሕን፣ስልጠና ንምርካብ።

6 እዋን ኢንተርቪው ወይ ቃል ምልልሳት ፣ ኣብ እዋን መስርሕ ስልጠና ተዳልዮም ኣለዉ።

ከመይ ንገብሮ?

ናብቲ ስልጠናን ንኽትሳተፉ ብዙሕ ተኽእሎታት ኣለኩም።:

- ኣብ RSA ወይ ኣብ ፖለምፕልዋ Pôle Emploi ዝተመዝገብኩም

-ኣብ ናይ ገምገማን ስልጠና ማእከላት ናይ ቋንቋ ምዝጉባት ዝኾንኩም፣ ምስ እትኾኑ። ብቐጥታ ቆጸራ ምስ ማእከልና PRISME ክትገብሩ ይከኣል እዩ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • marina bondarenkoተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • omar kokachተርጓሚ/ሚት
  • hugo stéphanተርጓሚ/ሚት
  • nastasiaተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • maryshkaተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • vanessa desboisኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles