ምውሳድ ስልጠና ኣፍልጦኹም ንቋንቋን ፈረንሳ ዘሐይል
ምርካብ እዚ ስልጠና ንስራሕን ን ምምዕባ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትኩም ዝዓለመ መደብ ።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1135 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ እዚ ስልጠና ንስራሕን ን ምምዕባ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትኩም ዝዓለመ መደብ ።
ኣብ ዞባ ብረታኝ (Bretagne ) ዝተዳለወ ሕግታት ምምራሕ መኪና ማለት ኮድ ደ ላ ሩት ምምሃር።
ኣብ ፈረንሳ ኣብ ገጠራትን ከባቢ ከተማታትን ስራሕን መነባብሮን ርኸቡን
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ምምሃር ቋንቋ ትምህርቲ ፈረንሳ ምስ ወለንተኛታትን ሓበሬታ ብዛዕባ ህይወት ጉይንጋምፕን Guingamp ።
ስልጠና ምውሳድ፡ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ፡ ክእለት ምድንፋዕ፡ ስራሕ ወይ ስልጠና ምስታፍ ምኽኣል
ምርካብ ስልጠና ምምሃር ብዝበለጸ ንምርድዳእ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት + TCF, DELF, DCL ብምውህሃድ
ምኽኣል ስልጠናን ስራሕን ንምርካብ ቋንቋ ፈረንሳ ምልከት።
ምህላው ሞያዊ ብቕዓት ዘለዎ ወኪል ጽሬትን ጽሬትን ስልጠና፣ ቀዋሚ ስራሕ ናይ ምህላው ተኽእሎ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምሕታት ናይ ፈረንሳ ዜግነት ብ መገዲ ናቹራሊዛሽን ዝተባህለ መስርሕ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ምርካብ ህጹጽን ግዝያዊ መጽለሊ ብናጻ ንምርካብ ክትክእሉ ኢኹም
ምርካብ ህዝባዊ ኣግልግሎት ዝህብ ትካል ኮይኑ፣ ስራሕ ንምርካብ ወይ ሓገዝ ናይ ስልጠና ምወላ ንምርካብን ካልእ ኣገልህሎታትን (chômage) ዝኣመሰሉ ነገራት ርኸቡ
ምዝገባ La CAF ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ናይ ህይወት ዘለዉ ሰባት ካብ ብመግስቲ ዝመቓራሕ ገንዘብ እዩ። ስለዚ ካብኡ ንኽንረብሕ ብኸመይ ክንምዝገብ ንኽእል ዝሕብር እዩ።
መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!
ምህላው ናይ ፈረንሳ እንተደኣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትካ መርትዖ ዝኾነ ሰናድ ናይ (DELF, DALF, DILF, TCF, TEF...) ክህልወኩም ምስ እትደልዩ ዝጠቅም እዩ