ምምሃር ስራሕ ድሕሪ ቋንቋ ፈረንሳ Carhaix
ምስ ምስ Prépa Avenir - Français langue étrangère
ኣዳላዊ GRETA-CFA de Bretagne Occidentale ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуእዚ ን 4 ወርሒ ስልጠናን ኮርስን ዘተቓለለ ንጥፈት እዚ ኣብ እዞም ዝስዕቡ የጠቓልል
- ፈለማ ደረጃ ብቅዓት ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽ ምኽኣል
- ምዕባይ ክእለት ሞያታት ምፍላጥን
- ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ምህናጽ
- ስራሕ ወይ ስልጠና ምድላይ
ምፍላጡ ዘገድስ!
እቲ ስልጠና ካብ 31 ጥሪ ክሳብ 20 ሰነ 2025 ክካየድ እዩ።
እቲ ስልጠና ካብ 31 ጥሪ ክሳብ 20 ሰነ 2025 ክካየድ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ስራሕ
ምምሕዳር
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
fabienne_greta29ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
camillechተርጓሚ/ሚት
hendተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት