ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Ateliers "français parlé"
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ዜጋታት ፈረንሳ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1, A2, B1, B2, C1, C2
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 2 ሰዓት ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ሓሙስ
ኣበይ ?
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ Guingamp ጉጎምፕ
እንታዩ’ዩ ?
እዚ ን ናይ 2 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ ምስ ወለንተኛታት ንምሃብ ዝዓለም መደብ እዩ ፤
- ሰኑይ ካብ ሰዓት 14 ክሳብ 16 ናይ ምሸት
- ሰሉስ ካብ ሰዓት 14 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 16 ድ.ቀ.
- ሓሙስ ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 12 ዝጸንሕ ኮይኑ
3 ጉጅለታት ደረጃታት ኣለዉ፡ ጀመርቲ፡ ማእከላይ፡ ላዕለዎትን።
ምፍላጡ ዘገድስ!
ምዝገባ ዓመት ምሉእ ተቐባልነት ኣለዎ።
ምዝገባ ዓመት ምሉእ ተቐባልነት ኣለዎ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
- ሓደስቲ ቃላት ምእንቲ ክተማሃሩ
- ብዝቐለለ መንገዲ ምዝርራብ ምእንቲ ክትክእሉ።
- ምእንቲ ኣብ ካልእ ማሕበራዊ ማእከል ንጥፈታት ምክፋል ክትክእሉ
- ከምኡ ውን ምስ ሓደስቲ ሰባት ተራኸቡ።
- ኣዚ ትምህርቲ ትምህርቲ ኣብ ዝኾነ እዋን ይጅምር
- ዝኾነ ምጽባይ የለን።
ምናልባት
ኣብ እዋን ኮርስ ቆጸራ እንተሃልዩካ፡ ቁምነገር የብሉን: ናብ መቐበሊ ኣጋይሽና ደዊልካ ክትመጽእ ከምዘይትኽእል ኣፍልጦም።
ከመይ ንገብሮ?
- ኣብቲ ቦታ rue Hyacinthe Cheval, 22200 Guingamp
- ብስልኪ ቁጽሪ 02 57 98 01 70።
ንማርያ ወይ ፒየር-ኢቭስ ሕተቱ Maria ወይ Pierre-Yves.።
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ