ብ ጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት መርመራ ንምግባር
ማእከል ምክልኻል ብ ጾታ ዝመሓላለፉ ሓማማት ፣ ንምግታእ እዞም ሕማማት ን ምክልኻልን ፣ ምፍዋስን ዝዓለም እዩ
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1135 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ማእከል ምክልኻል ብ ጾታ ዝመሓላለፉ ሓማማት ፣ ንምግታእ እዞም ሕማማት ን ምክልኻልን ፣ ምፍዋስን ዝዓለም እዩ
ምርካብ ሓገዝ ን ኣብ ዞባ ኮት ዶር (Côte d'Or) ንዝነብሩ (16-25) ዕድመ ንዘለዎም መንእሰያት፣
ቋንቋ ፈረንሳ ን ምምሃር / ናይ ደረጃ A2 / ቋንቋ ፈተና / DFL / ናይ ቋንቋ መጽናዕቲ
L'agence SOLIHA peut vous proposer des logements à louer dans le privé avec des loyers moins chers. እዚ ሶሊሃ (SOLIHA) ዝተባህለ ማሕበር እዚ፣ ዝካረ መንበሪ ገዛ ናይ መንግስቲ ከምኡ እውን ኣብ ናይ ብሕቲ፣ ብዝሓሰረ ዋጋ ኣብ ምርካብ ክተሓበበር ይክእል።
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ (DU) ምርካብ።
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር ኣብ ንጥፈታት ምስታፍ ኣብ ከባቢና ዘሎ ዝያዳ ብዝበለጸ ምርዳኣን ምኽኣል ኣብ ዲጆን
COALLIA ናይ ግዝያዊ መጽለሊ ኣብ ሰሙአ ኣን ኦስዮስ Semur-en-Auxois ከምኡ ኣብ ሞንታርድ Montbard ንምርካብ .
ምርካብ ን 24 ሰዓታት ኣብ ዲጆን (Côte d'Or) መግቢ ብነጻ ምዕዳል፣ ኣብቲ ጥቓ ከባቢኹም ምዕዳል መግቢ ብነጻ ንልግልጋል ከኣሉ
ገይክ በተፐ ቡርጎኝ ዝተባህለ መደብ (Geiq BTP Bourgogne) ኣብ ህዝባዊ ስራሓት ህንጻ ብምህናጽ ዝነጥፍ ትካል እዮ።
ንምርካብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ኮርሳት፡ ዝኽፈልን ኣብ ዙርያ እንዳስትርያዊ ስርሓት
ኩነታት ሕርሻ ናይ ዓድኹምን፣ ናይ ፈረንሳን ፣ ማለት ኣብ (ምፍራይ እንስሳታት፣ ኣእካል , ክንክን ንህቢ,ፍረታትን ...) ብምንጽጻር እስከ ኣውግዑና።
E2C ን ካብ ስራሕን ትምህርቲን ዓለም ርሒቖም ንዘለዉ ሰባት፣ ናብ ስራሕን ንኽምለሱ ዘኽእል መደብ እዩ።
ማሕበር COALLIA ን ነበርቲ መንእሰያት ናይ Semur-en-Auxois ከምኡውን ናይ à Montbard ዝህቦ ኣሀልግሎት እዩ
ሓደ ነጻ ሕክምናዊ መርመራ ጥዕና ብ ቖጸራ ጥራይ ዝግበር መርመራ ዝዓለም እዩ።
ምስታፍ ኣብ ማሕበር "Ensemble!" ከተማ ዲጆን ኣብ ናይ ባህሊ ስፖርት ኣብ መዓልታዊ ናብራ ናይ ምስታፍ ዕድል ይፈጥር ::
ላ ቪ.ኤ.ኢ ዝበሃል፣ La VAE ውህሉል ተመክሮኻን ፍልጠትን ምርኩስ ብምግባር፣ ዲፕሎም ወይ ናይ ስራሕ መለለዩ ወይ ማዕረግ ንኽህልወካ ዝገብር ፍሉይ መሰል ዘውህብ ዓንቀጽ እዩ።
ምርካብ ኣማኸርቲ ናይ l'Adil 21 ናይ ተኻረይቲ ኩተታትታ ንምስማዕ ዝዓለመ ፣ ኣገልግሎት ንምርካብን
ምክኣል ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝኛን ፈረንሳን፡ ከምኡ’ውን ምኽሪ ካብ ሰብ ሞያ ስራሕ ንምርካብ ንምድላው
ምርካብ ንሳላ እዚ መደብ እዚ ስራሕ ናይ ህንጻ ኣብ des Restos du cœur 21 ብምትካብ ተቖጸሩ
ምርካብ ሓገዝ ካብ L'Adil 21 ምስ በጽሐ ናይ ገዛ ኽራይ ምኽፋል ዓቕሚ ከም ብድሆ ምስ ዝመጻ ዝሕግዝ ትካል እዩ።