ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ከተማ ዲጆን
ምስ ምስ Avec ASL - Atelier sociolinguistique
ኣዳላዊ CESAM ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር ባህጊ ኣለኩም ዶ ?
መምሃራን ናይ CESAM ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር ሓደ ደገፍ ናይ ምትሕግጋዝ ክገበረልኩም ይከኣል እዩ ኢዮም፤፣
CESAM ማእከል መሰልጠኒ ቃንቃ ፈረንሳይ ኮይኑ ኣብ ከተማ ዲጆን ን ኣብ ከባቢ ሜትሮ ፖል ናይ ዲጆን ኣብዘን ዝስዕባ ከተማታት ይርከብ ፣ Bourrochesቡኾሽ ፣ Fontaine les Dijon ፎንተን ለ ዲጆን ፣ Balzac ባልዛክ ፣ Longvic ሎንግቪክ ፣ Chenôve, ሸኖቭ፣ Grésilles ግረሲይ ፤፣
ዓላማታት ፥
- ጽሑፍን ምዝራብን ፈረንሳ ተማሃሩ
- ሕብረተሰብ ፈረንሳ ከመይ ከም ዝሰርሕ ተረዳእ
- ኣብ ከባቢኻ ርእሰ ምምሕዳር ኩን: ጥዕና: ትምህርቲ: ምምሕዳራዊ ውዳበ: ባህሊ: ጉዕዞ ወዘተ
ፍላጡ ዝገድስ!
እቲ ናይ ቋኗ ፈረንሳ ኮርስ ብ ደረጃ ናይ ገዛውትኹም ዝወሃብ ስልጠና እዩ
እቲ ናይ ቋኗ ፈረንሳ ኮርስ ብ ደረጃ ናይ ገዛውትኹም ዝወሃብ ስልጠና እዩ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmanተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
sajaadተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
denissተርጓሚ/ሚት
anne cesamኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mncesamኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት