ገዛ ኽራይ ምኽፋል ምስ ዘይትኽእሉ ክትሕገዙ ምእንቲ
ምስ ምስ Adil 21

ገዛ ኽራይ ምኽፋል ምስ ዘይትኽእሉ ክትሕገዙ ምእንቲ

ምስ 
ምስ Adil 21

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ 20 janv. 2022

እንታይ ኢዩ?

ኣዚ ናይ L'Adil 21 ሓገዝ ከከም ጉዳይ እቲ ውልቀሰ፣ ዓቕሙን መሰሉን ዝምርኮስ እዩ

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

21 - Côte-d'Or

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

21 - Côte-d'Or

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ብነጻ

ምትሕግጋዝ ናይ l'Adil 21 ብጠቕላላ ነጻ እዮም

ከነሰንክየኩም ክንሕግዘኩም ትደልዩ ዶ

ናይ ምኽሪ ሓገዝ ንህብ ኢና ኣብ l'Adil 21 ከከም ኣድላይነቱ

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ብቐዋሚ ምሳና ተቋጸሩ

ብ ቑጽሪ ቴለፎን 03 80 66 28 88

* ዲጆን

ኣድራሻ 4 Rue Paul CABET

* ኣብ Auxonne

ኣድራሻና Maison du projet - 22, Rue Thiers -

1ይ ሰኑይ ናይ ነፍሲ ወርሒ (13h30 ክሳብ 16h30)

* ኣብ Beaune

ኣድራሻና Maison des Associations - Rue Poterne - ቀዳማይን 3ይ ዓርቢ ነፍሲ ወርሒ (13h30 ክሳብ 16h00)

* ኣብ Chatillon sur Seine

ኣድራሻና Centre Socio-Culturel - 11 Rue Albert Camus - 4ይ ሰሉስ ናይ ነፍሲ ወርሒ (13h30 ክሳብ 16h00)

* ኣብ Chenôve

ኣድራሻ Maison du Droit et de la Justice - 8 rue des clématites -

ቃዳማይ ሓሙስ ናይ ወርሒ (9h00 ክሳብ 11h45)

* ኣብ Is sur Tille

ኣድራሻና Maison de l'emploi - Place du Général Leclerc - ካልኣይ ሰኑይ ናይ ነፍሲወከፍ (14h00 ክሳብ 16h30)

*ኣብ Montbard

ኣድራሻና Centre Communal d'Action Sociale -

3 Passage Anatole France -

ካልኣይ ሓሙስ ናይ ነፍሲወከፍ ወርሒ ሰዓት (14h00 ክሳብ16h00)

* ኣብ Quetigny

ኣድራሻናChateau Service - 22 Avenue du chateau - ካልኣይ ሰሉስ ናይ ነፍሲወከፍ ናይ ወርሒ ሰዓታት (14h00-17h00)

* ኣብ Saulieu

ኣድራሻና Centre social - 5 Rue tour des fosses

ኣብ ነፍስወከፍ 3ይ ሓሙስ ናይ ነፍሲወከፍ ወርሒde chaque mois ሰዓታት(13h45ክሳብ16h15)

Trouver un interlocuteur :

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
1 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
9እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Adil 21