Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ምዝዋር መኪና

ምስ ምስ Avec Auto-école sociale

ኣዳላዊ ASSOCIATION GREN ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці тому

ምስ ድሌታትካ ዝተመጣጠነ ብሕታዊ ስልጠና ን

  • ኮድ ጽርግያ ፍለጥ
  • ምዝዋር መኪና ተማሃር እሞ ፍቓድካ ውሰድ
  • ናይ ምምዳብ ፈተና ውሰድ እሞ ደረጃኻ መርምር

ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ !

ንምስታፍ ግድን፤
- ንልዕሊ 6 ኣዋርሕ ስራሕ ኣልቦ ኮይኖም ኣለዉ።
- ወይ ድማ ዝተሓተ ማሕበራዊ ሓገዛት ዝረክብ ክኸውን (RSA, ASS, AAH…)
- ou avoir la reconnaissance de la qualité de travailleur handicapé (RQTH)
- ወይ ትሕቲ 26 ዓመት ዝዕድሚኡን ጸገማት (ማሕበራዊ፡ ፋይናንሳዊ፡ ወዘተ) ዘጋጥሞ
- ወይ ድማ ብማሕበራዊ ሰራሕተኛኻ (ፈረንሳ ትራቫይል፡ ሚሽን ሎካል፡ ወይ ኣማኻሪ ካፕ ኢምፕሎይ Cap emploi) ወይ ብቤት ምኽሪ ክፍሊ ክትውከስ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • .ኣብ 8 ክፋል ዝተኸፋፈለ ኮይኑ ንጀመርቲን ቋንቋ ፈረንሳ ዘይመልኩን ፣
  • ሰባት ምእንቲ ኣብ ክጥዕም እዩ እዪ ፈተና ዝገብሮ።

,

ኣብዚ ሰልጠና ዝከኣሉ ንገራት:

  • ምጥቕላላ ናይ ፣ ክልስሓሳብ ልምምድ (permis B).
  • ናይ ኮድ ንበይኑ
  • ናይ ምዝዋር ንበይኑ
  • ክዕመሙ ዘለዎም ሰዓታት ናይ ምዝዋር(occasionnelles).

  • ኣብ ሳቲልዮ Châtillon-sur-Seine,
  • ኣም ሞንታርድ Montbard,
  • ሰሙር አን ኣጾንስ Semur-en-Auxois.

ከመይ ንገብሮ?

ኣማኻሪ ፍራንስ ትራቫይልኩም፡ ወኪልኩም ሚሽን ሎካል ወይ ካፕ ኤምፕሎይ፡ ወይ ድማ ካብ ቤት ምኽሪ ክፍሊ ዝመጸ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ነዚ ስልጠና ክትገብሩ ትኽእሉ እንተኾይንኩም ክረኽብዎ ኣለዎም።

ናብ Priscilla GARROPIN,ፕሪስካ ጋሮፒን በዚ ዝስዕብ ኣድራሻታት ተራኸቡ

ምፍላጡ ዘገድስ ኣብ ጥቓኹምኣብ ዝርከብ ማእከል ስልጠና ቆጸራ ክትሕዝ ትኽእሉ ኢኹም።
ኣብ እዋን ቆጸራ ኣተሓባባሪ ምንቅስቓስ፤
- ቤት ትምህርቲ ማሕበራዊ ምዝዋር መኪና ከመይ ከም ዝሰርሕ ምግላጹ
- ውልቃዊ ኩነታትካ ተዘራረብ
- ነዚ ስልጠና ብቑዕ እንተኾንካ ምፍታሽ።

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • irisተርጓሚ/ሚት
  • maximseguin1996ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • bissoተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • mariaተርጓሚ/ሚት
  • assogrenኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles