ኣብ ስርሓት ምህናጽ ህንጻ ንምስታፍ
ምስ ሻንትየ ኣንሰርት ናይ Restos ኣብ Cœur 21
እንታይ ኢዩ?
Les chantiers d'insertion ሓደ ማሕበር ናይ Restos du Cœur de Côte d’Orእብ ዲጆን ኮይኑ፣ Dijon እዚ ዝስዕብ ንጥፈታት ድማ የሰላስል
- ሓደ ስራሕ ናይ ጀርዲን (ኣብ ዲጆን Dijon Valmyዝርከብ) ኣብ ምፍራይ ኣሕምልቲ ዝነጥፍ ፣ Tኩሎን ናይ ኣሕምልቲን ፍረታት ዘከፋፍል ኮይኑ ኣብ ንጥፈታ ሕምብርቲ ናይቲ ዞባ ይርከብ
- ሓደ ስራሕ ኣብ ፣ ምሕዳስ ህንጻ .ዝሳተፍ ኮይኑ ዕላምኡ ድማ ፣ :ምሕዳስ ናይ እቲ ናይ መከፋፈሊ ምእከል እቲ እኳ ኣብ Restos du Cœur, ዝርከብ እዩ፣ ከምኡ እውን እቲ ማሕበር ምስ ተጻመድቲ ወይ መሳርሕቲ ትካላት ብምዃን ካልኦት ቦታታ ስራሕ ይህብ እዩ።
እቲ ናይ ስራሕ ምስኳዕ ናይ ናይ ረስቶራንት ደ ከር ን ደለይቲ ስራሕ ዝዓለም እዩ
ንመን ኢዩ ፧
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ካብ 4 ክሳብ 24 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ካብ 4 ክሳብ 24 ኣዋርሕ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ከም ደሞዝተኛታ ክትሰርሑ ዝዓለመ መደብ
ነፍስወከፍ ተቖጻሪ ሰራሕተኛ ፣ሓደ ናይ ስራሕ ኮንትራት እቲ እኳ (CDD) ዝፍለጥ ይህልዎን (26 ሰዓታት እብ ሰሙን ድማ ይሰርሕ).
ሰዓታ ስራሕ ካብ 7 h 15 ክሳብ 12 h 30, ክዝብ ሰኑይ ክሳብ r ዓርቢ እዩi.
እቶም ሰራሕተኛታት ናይ Restos du Cœur ከከምድላይነቱእቲ ኮንትራት ካብ (ኣዋርሕ 4 ክሳብ 24 ኣዋርሕ እንተበዝሐ ). ዝኸይድ እዩ።
ኣብ ስራሕ ዓለም ንኽትሕገዙ
እምኡ እውን እዚ መኽሰባት ርኸብሉ:
- ናይ ስራሕ ልምዲ ምጥራይ
- ነብሰታኣማማንነት ምዕባይ
- ዝተፈላዩ ጸገማት፣ ናይ ምርካብ ስራሕ ዕንቅፋታ ብምስጋር (ገዛ ፣ ምርካብ ፣ ነብሰክንክን ምዕባይ፣ ባሕታውነት ምውጋድ፣ ከምድላይካ ምንቅስቓስን ወዘተ ትኽእሎኻ የዕብዮ.).
- ጽፈት ዘለዎ ስራሕ ንምብርካት ዘኽእሉ ፣ ስልጠናታት ናይ ስራጅ ምውሳድ፣
Les salariés እቶም ሰራሕተኛታት ማሕበራዊ ህይወት ፣ ዝወሃንብ ናይ ከምኡ እውን ብ ወለለንተኛታት ናይ Restos du Cœur.ረስቶራንት ደኬር ዝህሉ ሓገዝ እውን ይኸስብሉ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ርኸቡና !
ብ ቴለፎን : 03 80 78 04 46
ኢመይል : ad21.siege@restosducoeur.org ou ad21.aci@restosducoeur.org
ናይ ኢንተርኔት
https://emplois.inclusion.beta.gouv.fr/ ወይ እዝን ኣብዚ ገጽ እዚ ብምጥዋቕ ici .