Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ዲፕሎማ ማለት ምስክር ወረቐት ምሓዝ፣

ምስ CRCP VAE ሲ ኣር ሲ ፒ ቪኤይ ኢ (CRCP VAE)

ኣዳላዊ CRCP VAE ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

እዚ ቨ ኣ አ(VAE) ዝበሃል መደብ፣ ኣፍልጦ ውህሉል ተመክሮ ምስ ብቕዓትን ተመክሮን ዝዛመድ ዲፕሎም ንኽህልወካ የኽእል። በዚ ውህሉል ናይ ነዊሕ ዓመታት ናይ ስራሕ ተመክሮን ክእለትን ዝኽሰብ ማዕረግ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ቨ ኣ አ ዝበሃል (ናይ ትምህርትን ስራሕን ተመኩሮኻ ናብ ናይ ሃገር ፈረንሳ) ክለውጥን ብቑዕ ክገብሮ ዘኽእል መደብ ማለት እዩ።

ምስክር ወረቐት ማለት ዲፕሎም ወይ ሓደ ናይ ሞያ ማዕረግ ንምሓዝ (ንኽህልወካ) የኽእለካ፣

ናይ ቨ ኣ አ (VAE) ተኽእሎ፣ ናይ ውልቃዊ ናይ ስራሕ ፕሮጀክት ንኸተዕውት እውን መርበብን ኣብ ምስፋሕ ክጠቕም ከምኡ እውን ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝዝርዘሩ ክጠቅም ይኽእል።

  • ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድል የስፍሕ
  • ኣፍልጦ ናይ ዝተወሰኑ መሰላት የጉልሕ
  • ካብ ትካላት ናይ ስራሕ መለማመዲ ዕድላት (ስታጅ) ንምርካብ የኽእል
  • ዕድላት ናይ ልዑል ዕምቆት ኣብ ዓይነታዊ ስራሕ ዓለም ብቕዓት ወዘተ የካዕብት።

ከመይ ንገብሮ?

ብቁጽሪ ስልክና ክትድውሉልና ፣ 06 26 58 06 78

- ኢመይል crcpvae.certificateurspublics@gmail.com

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • omar kokachተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • hichamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • crcp vaeኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles