ስራሕ ንምርካብ ዘኽእል ስልጠና እናተከፈልና ንሰልጥን
ምስ ምስ L'école de la 2ème Chance de Côte-d'Or
ኣዳላዊ Ligue de L'Enseignement BFC ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 днів томуደለይቲ ስራሕ፡ቤት ትምህርቲ L’École de la 2ème Chance de Côte-d'Or ን ዕድሚኦም ካብ 18 ክሳብ 30 ዓመት ንዝኾኑ ሰባት፣ ፡ ውሑድ ወይ ብዘይ ብቕዓት ካብ ስርዓተ ቤት ትምህርቲ ዝወጹ ሰባት የሰንዮም።
እዚ መሳርሒ እዚ ይሕግዘኩም እዚ ዝስዕብ ነገራት እዩ፤
- ምህናጽ ውልቃዊ ሞያዊ ፕሮጀክትኹም፣
- ምርካብ ዕድል ንምጥራይ ክእለት ብናይ ስራሕ-መጽናዕቲ መደብ ኣቢልካ ኣብ ሓፈሻዊ ትምህርትን ሞያዊ ክእለትን፣
- ምርካብ ብቑዕ ስልጠና ስራሕ ምርካብን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
2 Rue du Château, 21800 Chevigny-Saint-Sauveur, France
03 80 71 03 42
administration@e2c-dijon.org
Chargement de la carte...
ምምሕዳር
ስራሕ
ፈረንሳይ
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ስራሕ ምርካብ፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
18 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
issamተርጓሚ/ሚት
mariamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
hichamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
e2c chevignyኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
e2c89ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
john14ተርጓሚ/ሚት
saifተርጓሚ/ሚት
ekaተርጓሚ/ሚት
ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት