ምርካብ ሓገዝ ሞያዊ ፕሮጀክት ንምህናጽ
ምስ BSB(Re)Connect ምግባር
ኣዳላዊ BSB(Re)Connect ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці томуምኽኣል ምስታፍ ንስደተኛታት ሞያዊ ፕሮጀክትታት ንምህናጽ ናይ ምሉእ ግዜ መደብ ምስ፤
- ናይ ፈረንሳ ኮርሳት
- ትምህርቲ እንግሊዝኛ
- ኣሰልጠንቲ ምሃብ
- ካብ ትካላት ንግዲ ዝመጽእ ደገፍ።
ዕለታት መደብና ካብ ሓሙስ 7 ጥሪ ክሳብ 30 ግንቦት 2027
ናይ መደብ ሰዓታት፤
- ሰኑይ ፣ ሰሉስ ሓሙስን ዓርቢን ካብ ሰዓት 9 ክሳብ ሰዓት 16 ድሕሪ ቀትሪ።
- ረቡዕ፡ 9 ክሳብ 11 30
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 29 Rue Sambin, 21000 Dijon, France
- 03 80 72 59 45
- celine.soulas@bsb-education.com
Chargement de la carte...
ስራሕ
ፈረንሳይ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
utilisateur_14587093ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
soulas c.ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ