ምርካብ ዕድል ን ምምሃር ፣ ንመኪና መምርሒ ፍቓድ ናይ ቃል ፈተና
ምርካብ ዕድል ንምምሃር ምምሃር ናይ ክልተ ሚእቲ 200 ሰዓት ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽን ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪናን፣
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1137 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ዕድል ንምምሃር ምምሃር ናይ ክልተ ሚእቲ 200 ሰዓት ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽን ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪናን፣
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ (DU) ምርካብ።
ገይክ በተፐ ቡርጎኝ ዝተባህለ መደብ (Geiq BTP Bourgogne) ኣብ ህዝባዊ ስራሓት ህንጻ ብምህናጽ ዝነጥፍ ትካል እዮ።
ኩነታት ሕርሻ ናይ ዓድኹምን፣ ናይ ፈረንሳን ፣ ማለት ኣብ (ምፍራይ እንስሳታት፣ ኣእካል , ክንክን ንህቢ,ፍረታትን ...) ብምንጽጻር እስከ ኣውግዑና።
ኣብ ጽላት ህንጻ ዝርከባ ኩባንያታት ንምፍላጥ፡ ምምልማልን ምርኻብን ቀዋሚ ስራሕ ክህልወኩም ምስ እትደልዩ
ፖለቲካዊ ርእይቶኹም ንምግላጽ.
ምእንቲ ኣገልግሎት ደገፍ ኣባይቲ ካብ 16 ክሳብ 30 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ዝዓለመ መደብ
ምእንቲ ኣብ ግዝኣት ቻሮላይስ ብሪዮነስ ብዝርከቡ ወለንተኛታት ትምህርቲ ፈረንሳ ይወሃብ
ንምርካብ ስራሕ ኣብ ዓውደ ሕርሻ ክሰርሕ ንዝደሊ ሰብ ስልጠና ስለ ዝህብ ርኸቡና
ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ዝተመጣጠነ ደገፍ (ኣባይቲ፣ ስራሕ፣ ስልጠና ወዘተ) ምርካብ
ኣሰራርሓን መስርሕን ብዛዕባ vigne ከምኡ ውን vin እብ ቦርጎኝ Bourgogne, ከምኡ ውን ኣብኡ ስራሕ ንምርካብን ።
ን ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ስራሕ ንምርካብ ዝተመጣጠነ ደገፍ (+ መንበሪ ገዛ፣ ስልጠና፣ ጥዕና ወዘተ)
ምርኽእብ እቲ ናይ ምንቅስቓስ መድረኽ ሰባት ኣብ ምንቅስቓሶም ርእሰ-ምሕደራ ክህልዎም ይድግፍ።
ምርካብ ኮርሳት ፈረንሳ፡ ምሕያል መሰረታዊ ፍልጠት፡ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂ፡ ምድላው ንሞያዊ ውህደት
ምምሃር ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ንስደተኛታት፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ፍወሳ፡ ጉጅለታት ፍወሳ፡ ንኽሓሹ ዓውደ መጽናዕትታት
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ምኽኣል መሰረታዊ ፍልጠት (ፈረንሳ፣ ዲጂታል ወዘተ) ንምሕያልን ውህደት ንምምሕያሽን ብሕታዊ ስልጠና ምሃብ
ምርካብ ምኽሪ፡ ውልቃዊ ደገፍ፡ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ መሰላትካን ህዝባዊ ኣገልግሎታትካን ምፍላጥ
ምኽኣል ንስራሕ ወይ ብቑዕ ስልጠና፣ ንናይ ትካላት ርኽበት፣ ናይ ስራሕ ልምምድ ደገፍ