Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስራሕ ስራሕ ናይ ሕርሻ ኣብ ሕርሻ ክሰርሕ ንዝደሊ ሰብ

ምስ ምስ Le Mercato de l'Emploi - Réseau national de recruteurs indépendants

ኣዳላዊ MERCATO de l'EMPLOI ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ኣብ ዓደ ሕርሻ ወይ ኣግሮ ኢንዳስትሪ ክትሰርሑ ትደልዩ ዲኹም? መልስኹም እወ እንተኾይኑ፣ እሞ ርኸቡና

ስመይ ኣን ክሌር እበሃል፣ ኣነ ኣብ እዚ ናይ ሕርሻ ትካል፣ agricoles ወይ viticoles ወይ ቤት ትህምርቲ ፣ኣብ እቲ ዓውዲ ክሰርሑ ዝደልዩ ሰባት እየ ዘሰልጥን።

ስለዝኾነ፣ ዝኾነ Mercato de l'Emploi. ብሓባር ብምዃን ። ኣነ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ናይቲ ትካል ብምትሕብባር እሰርሕ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምስቶም ኣብ ኣታኽልቲ ወይንን ሕርሻዊ ግራትን ሰራሕተኛታት ዝደልዩ ኣስራሕቲ ከተራኽበካ ይኽእል እዩ።

ተበግሶ እንተሃልዩኩም ኮይኑ፡ ኣብ ኩሉ ኩነታት ኣየር ኣብ ደገ ክትሰርሕ ድሉው እንተኾንካ፡ ብልሓት እንተሃልዩካ: ርኸቡኒ!

ተመክሮይ ስራሕ ፣ ኣብ እቲ ዓውዲ ሕርሻን ስራሕን ብፍላይ ኣብ ምክንኻን ወይኒ፣ ኣብ Bourgogne ።

ስለዝኮነ ድማ ናይ ስራሕ ተወዳደርቲ ሰባት፣ ኣብ ምንዳይ ስራሕን፣ ኣብ ናቶም ውልቃዊ ፕሮጀክት ምትግባር። በዚ ተጠቒመ፣ ከሰንየኩም ይኽእል እየ።

ስለዝኾነ ድማ ሞያዊ ተመኩሮይ ኣብ ሞያታት ሕርሻን ምህርቲ ሕርሻን ጽቡቕ ኣፍልጦ ክህልወኒ ኽኢሉ።

ስለዚ ተወዳዳርነተይ ኣብ ምምሕዳር ሞያኦም ክመርሖምን ምስ ፕሮጀክቶም ዝተኣሳሰር ስራሕ ንኽደልዩ ክሕግዞምን እኽእል እየ።

ከመይ ንገብሮ?

በዞም ዝስዕቡ :

  • ኢመይልና : anne-claire.reynaud@mercato-emploi.com
  • ቴልፎን : 07 84 80 52 65

ባዕለይ ተንቀሳቒሰ ወይ ተጓዒዘ ክመጸኩም እኽእል እየ።

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • omar kokachተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • hichamተርጓሚ/ሚት
  • mhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olgamyተርጓሚ/ሚት
  • anne-claire reynaudኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles