Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ AgIRE PLIE (Plan Local pour l'Insertion et l'Emploi)

AgIRE
ኣዳላዊAgIRE

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 1 heure ናይ ወርሒ
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው

ምርካብ ሓገዝ ኣብ ጉዕዞ ምርካብ ስራሕ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці тому

እንታዩ’ዩ ?

ምእንቲ ነባሪ ስራሕ ንምርካብ ውልቃውን ዝተደልደለን ደገፍ ምርካብ የድልየኩም እዩ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሓደ መወከሲ ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ንምህናጽ ሓገዝ ክትረኽቡ ምእንቲ፤

  • ፈለማ ስልጠና ንምርካብ ስራሕ ምርካብ
  • ብምቕጻል ኣብ ምህናጽ
  • ኣብ ፕሮጀክት ናይ ውህደት ወይ ኢልንተግሬሽን ትሳተፉ...

ኣማኸርቲ ብጘመይ ሲቪ፡ ናይ ሽፋን ደብዳበ ከም ዝጸሓፍ ን፡ ንቃለ መሕትት ምልምማድን የዳልወኩም ። ምስ ክቆጽሩ ዝኽእሉ ንኩባንያታት እውን ሓሳብ ይህብን ይሕግዝን ።

ከምኡ እውን ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባብ ምእንቶ ምሕጋዝ ይሕገዝ: መንበሪ ኣባይቲ: ምንቅስቓስ: ጥዕና: ገንዘባዊ ሓገዝ ወዘተ ምኽሳብ።

መወከሲይ ጠቓሚ ንምግባር፤

  • ንቃለ መሕትት ዝሕግዙ ልምምዳት ምግባር
  • ክሳብ ናብ ስራሕ ከተኣታትዉ ዝኽእሉ ኩነታት ጠለብ ዝሰማማዕ ፍታሕ ድለዩ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብስልኪ ብምድዋል ፡ 03 85 77 68 01 ((Le Creusot) ለ ክሩሶት) ከምኡ’ውን 03 85 57 04 57 ((Montceau-Les Mines)ሞንትሶ-ለስ ማይንስ)

ወይ ድማ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 12 .ን ካብ ሰዓት 1:30 ክሳብ 17 (ኣድራሻና ኣብ እዚ ካርታ ርኸብዎ ).

ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
carinemilocarinemiloኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
nour alhoudanour alhoudaተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
duliepaolenaduliepaolenaተርጓሚ/ሚት