ቋንቋ ፈረንሳ እሞ ተመሃሩ ኣብ ሞያዊ ውህደትካ ሓገዝ ውሰዱ
ምስ ምስ Dispositif de formation linguistique
ኣዳላዊ IFPA Formation , APOR, GRETA 71 Sud Bourgogneኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуንምምሕያሽ ቋንቋ ፈረንሳ ሞያዊ ፕሮጀክትኹምን ናይ 3 ወርሒ ስልጠና ኮርስ ኣብ እዞም ዝስዕቡ ነገራት ፤
- ናይ ቋንቋ ፈረንሳን ዲጂታልን ኮርሳት
- ኣቀራርባ ዓለም ስራሕ
- ስራሕ ወይ ስልጠና ኣብ ምርካብ ዝግበር ደገፍ።
ምፍላጥ ነዚ ስልጠና ንምፍጻም፡ - ካብ 16 ክሳብ 60 ዓመት ዝዕድሚኡ ክኸውን ኣለዎ - ክእለት ብጽሑፍን ብዘረባን ደረጃ A1 ክህልወካ ኣለዎ - ክትሰርሕ ፍቓድ ዝህብ መንበሪ ፍቓድን ሕጋዊ ቁጽሪ ማሕበራዊ ድሕነትን ክህልወኩም ኣለዎ - ተቖጺርካ ወይ ስራሕ ክትደሊን ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ተመዝጊብካን - ናይ ሞያዊ ውህደት ፕሮጀክት ክህልወኩም ይኽእል እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
11 rue du 19 mars 1962 71000 Sancé, France
06 74 80 35 21
sstortz@ifpa-formation.com
29 Rue du 11 Novembre 1918, 71100 Chalon-sur-Saône, France
06 74 80 35 21
sstortz@ifpa-formation.com
24 Rue des Dodanes, 71500 Louhans, France
06 74 80 35 21
sstortz@ifpa-formation.com
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ምምሕዳር
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ምምሃር፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
22 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
stéphanie-ifpaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
annia apprentie prof'ተርጓሚ/ሚት
killian douchetተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
niamphvieተርጓሚ/ሚት
bilalተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
flo1103ተርጓሚ/ሚት
shayanroushanተርጓሚ/ሚት
g'arrigተርጓሚ/ሚት
hanenemaafiተርጓሚ/ሚት
nonomተርጓሚ/ሚት
sevaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት