ምርካብ ሓገዝ ናብ ሞያዊ ህይወት ንምእታው
ምስ ምስ la Mission Locale du Charolais
ኣዳላዊ Mission Locale du Charolais ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansኣብ ዞባ Charolais Brionnais ቻሮላይስ ብሪዮናይስ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ዝግበር ደገፍ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ደረጃታት፤
- ኣንፈትን ሓበሬታን፡ ጽላታት ምልመላ፡ ዓይነታት ውዕላት ወዘተ።
- ስራሕ ኣብ ምርካብ፡ ልምምድ፡ ስልጠና፡ ሲቪክ ኣገልግሎት፡ ስራሕ-መጽናዕቲ...
- መሰላት ምርካብ፡ መሰላትን ግዴታታትን ምርዳእን ምፍላጥን፡ ዜጋ ምዃን...
- መዓልታዊ ህይወት: መጓዓዝያ: መንበሪ ምርካብ: ጥዕናኻ ምሕብሓብ: ኣብ ንጥፈታት ምስታፍ...ወዘተ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
maria_zenheianተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት