ምስ Mission Locale de la Bresse Louhannaise - ምርካብ ደገፍ ብ ውልቃዊን ንሞያውን ፕሮጀክትኹም - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ደገፍ ብ ውልቃዊን ንሞያውን ፕሮጀክትኹም

ምስ ምስ Mission Locale de la Bresse Louhannaise

ኣዳላዊ Mission Locale de la Bresse Louhannaise ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

እንተደኣ ዕድመ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት መንእሰያት ኴንኩም እምፕ ውልቃውን ሞያውን ፕሮጀክቶም ንምህናጽ ብሕታዊ ደገፍ ደሊኹም

  • መዓልታዊ ህይወት፡ ምዝዋር (መጓዓዝያ ወዘተ)፡ መንበሪ ምርካብ፡ ጥዕናኻ ምሕብሓብ፡ ኣብ ንጥፈታት ምስታፍ ወዘተ።
  • መሰላት ምርካብ፡ መሰላትካን ግዴታታትካን ምርዳእን ምፍላጥን፡ ዜጋ ምዃን...ወዘተ
  • ሞያዊ: ስራሕ ረኸብ፣ ናይ ስራሕ ልምምድ፣ ስልጠና...ንህብ ኢና

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣማኸርቲla Mission Locale ሚሽን ሎካል ድሌታትካ ተረዲኦም ኣብ ኩነታትካን ፕሮጀክትታትካን ተመርኲሶም ናብ ካልኦት ሰብ ሞያ ከቕንዑኻ ይኽእሉ።

እቲ ናይ ከባቢLa Mission Locale ተልእኾ ቃል ዝኣትወሎም ዓውድታት፤

  • ምስ ሓደ ዝሰምዓካ፡ ዝሕግዘካ፡ ቀልጢፉ ዝምልስ ኣማኻሪ ርክብ ይገብረካ
  • ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ኣብ ጉዕዞኻ ምስናይ።
ን ኣህልጦ፣ ምሳና እትገብርዎ ርክብ ቆጸራታት ምስጢራዊነቱ ዝተዓቀበ እዩ።

እቲ ናይ ከባቢ ተልእኾ La Mission Localeስልጠና ክትረክብ ክሕግዘካን ኣብ ኣገባባት መዓልታዊ ህይወት ክድግፈካን ይኽእል እዩ: መንበሪ ገዛ ምህላው: ክንክን ምርካብ: ፍቓድ ምዝዋር መኪናኻ ምርካብ ወዘተ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብስልኪ፡ 03 85 74 91 00
  • ብኢመይል ፡ milobl@milobfc.fr
  • ብቐጥታ ኣብቲ ቦታ: 4 Promenade des Cordeliers, 1ይ ደርቢ ናይ Maison de l’Emploi, 71500 - Louhans.
  • ናይ ስራሕ ሰዓታት ንህዝቢ :
    ሰኑይ፡ ረቡዕ፡ ሓሙስ፡ ዓርቢ ካብ ሰዓት 8፡30 ቅ.ቀ ክሳብ ሰዓት 12፡30 ድሕሪ ቀትሪ፡ ካብ ሰዓት 13፡30 ክሳብ ሰዓት 16 30
    ሰሉስ ንግሆ ንህዝቢ ዕጹው ኮይኑ ካብ ሰዓት 13፡30 ክሳብ 1630 ክፉት እዩ።

ምስቲ ዝቐረበካ z l'antenne la pርክብ ግበር (ኣብ ታሕቲ ካርታ ርአ)።

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 4 Prom. des Cordeliers, 71500 Louhans, France
  • 03 85 74 91 00
  • milobl@milobfc.fr

  • 1 Rue des Lombards, 71480 Cuiseaux, France
  • 03 85 74 91 00

  • 199 Rue Centrale, 71480 Varennes-Saint-Sauveur, France
  • 03 85 74 91 00

  • 5 Bis Avenue de la Gare, 71270 Pierre-de-Bresse, France
  • 03 85 74 91 00

  • 14 Pl. du Marché, 71330 Saint-Germain-du-Bois, France
  • 03 85 74 91 00

  • Rue Noël Jumeau
  • 03 85 74 91 00
Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • Aceምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • miloblኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles