Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ AgIRE CLEFS 71

ኣዳላዊ AgIRE ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እዚ እዚኦም ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ብንኣሽቱ ጉጅለታት ምስ ደረጃታት ናይ ተሳተፍቲ ዝተመጣጠኑ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት እዮም።

ትምህርቲ ንሰለስተ ወርሒ ኣብ ሰሙን 6 ሰዓታት ይጸንሕ። እዚ ንውሓት ግዜ ከከም ደረጃ መበገሲ ክፈላለ ይኽእል።

ንፈተና ቋንቋ ወጻኢ ፈረንሳ DCL (Language Proficiency Diploma) ክትዳሎን ደረጃታት A2 ክሳብ C1 ናይ CEFR (Common European Framework of Reference for Languages) ብኣፍን ብጽሑፍን ከተረጋግጽን ትኽእሉ ኢኻ።

ዓላማታት :

  • ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብዝያዳ ምፍላጥ
  • መዓልታዊ ናጻ ንምዃንን ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ሰሙን 6 ሰዓታት ዝወስድ ትምህርቲ ን3 ኣዋርሕ ብምምሃር ንምምሃር ወይ ንምምሕያሽ ናይ ቃል ይኹን ብጽሑፍ ምግባር

ኣብ መዓልታዊ ህይወት በቀጻሊ ንኽትሳተፉ፤

  • ሕብረተሰብ ፈረንሳን ከመይ ከም ዝሰርሕን ምእንቲ ምርዳእ
  • ኣብ ዕዳጋ ስራሕ ዘለካ ኣፍልጦ ኣማዕብል...ወዘተ

ምእንቲ እቶም ዝቐርቡ ዝተፈላለዩ ገምገማ ብቕልጡፍ ክትስጉምን ናጻ ክትከውንን የኽእለኩ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብምድዋል ስልኪ፡ 03 85 77 68 01 (ለ ክሩሶት) ከምኡ’ውን 03 85 57 04 57 (Montceau-Les Mines) (ሞንትሶ-ለስ ማይንስ)

ወይ ድማ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 12 ን ካብ ሰዓት 1:30 ክሳብ 17 (ከምኡውን ኣብ ካርታ ክትርእይዎ ትኽእሉ ኢኹም ).

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • carinemiloኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • morganevlrተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • nour alhoudaተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • duliepaolenaተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles