Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምዕባል ኣብ ሞያዊ ውህደትኩም ክትዕወት ክእለትኩም

ምስ ምስ Dispositif de Formation Linguistique (DFL)

ኣዳላዊ APOR ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ምርካብ ብሕታዊን ውልቃውን ስልጠና ኮርስ ን፤

  • ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ኣመሓይሽ
  • ዝሓሸ ኣጠቓቕማ ዲጂታላዊ መሳርሒታት
  • ኣብ መዓልታዊ ህይወት ናጻ ምዃን።
ንኽትሳተፍ፡ - ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ክትከውን ኣለካ ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ካብ 5 ዓመት ንታሕቲ ዝጸናሕካን ኣብ OFII CIR(contrat d'intégration républicaine) ዝፈረምካን - ኣብ መበቆል ሃገር ዝተማህርኩም - ብጽሑፍን ብዘረባን ደረጃ A1 ክህልወኩም ኣለዎ።
- ነዚ ንምግባር ተቖጺሩ ወይ ስራሕ ዝደሊን ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ዝተመዝገበን ክኸውን።
ስልጠና ኣብ ዝደለኻዮ ግዜ ይጅምርን ይውዳእን፣ ከከም ድሌትካ። ከከም ኩነታትካ ካሕሳ ክትረክቡ ይከኣል እዩ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ፈለማ መሰረታዊ ፍልጠት (ንባብ፡ ምጽሓፍ) ምጥንኻር
  • ከምኡውን ንመዓልታዊን ሞያውን ህይወት ዝኸውን ሓደስቲ ቃላት ተማሃሩ
  • ንናይ TCF ምስክር ወረቐት (ፈተና ፍልጠት ፈረንሳ) ተዳዉ።

  • ቁጽሪ ምቑጻር ተማሃሩ፣ ቀለልቲ ስርሓት (ምድማር፣ ምንካይ ወዘተ) ምግባር
  • ጠቓሚ ኣብ መዓልታዊ ህይወት (ሚእታዊ ምሕሳብ፡ ባጀት ምውጻእ ወዘተ) ሒሳብ ምጥቃም።

  • ምኽኣል መሳርሒታት ርኸብዎም፡ ኮምፒተር፡ ስማርትፎን፡ ጣብላ ወዘተ።
  • ምድላይ ግበር፡ ኢመይል ስደድ፡ ጽሑፍ ጽሓፍ...

  • ምርካብ ንሞያዊ ፕሮጀክት ውልቃዊ ደገፍ
  • ናይ ስራሕ ምድላይ ሜላታት፣ ሞያዊ ጽላታት...ምርካብ
  • ከምኡውን ምፍላጥ መሰልካን ሓላፍነትካን ።

  • ፈረንሳ ትራቫይል ተጠቐም: ሓበሬታኻ ኣዘምን፣ CVሲቪ ስደድ፣ ፕሮፋይልካ ኣመሓድር...
  • ነቲ ተመላላኢ ጥዕናዊ ምትሕግጋዝ ምሕዳስ
  • ናይ ርብዒ ዓመት ኣዋጅ ካፍ CAF ምግባር
  • ንማሕበራዊ ኣባይቲ ኣመልክቱ
  • ንመጀመርታ ግዜ ኣታዊኻ ምእዋጅ
  • ...

  • ምኽኣል ባህርያት ኣለሊኻ ሞያዊ ክእለት ኣዕብዮ
  • ኣብ ርክብካን ናይ ሓባር መንፈስካን ስራሕ።

ከመይ ንገብሮ?

እንተደኣ ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፤

ንምምዝጋብ ነዚ ቅጥዒ ምልእዎ .

ከምኡ’ውን ነዚ ስልጠና’ዚ ንሓደ በዓል ሞያ (ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፡ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል፡ ወኪል ሚሽን ሎካል ወዘተ) ክትሓትት ትኽእል ኢኻ ።

Lieu d'accueil

47 Rue de Bourgogne, 71600 Paray-le-Monial, France

03 85 58 71 72

contact.dflcharolais@apor-formation.fr

Chargement de la carte...

18 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • utilisateur_942543ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • killian douchetተርጓሚ/ሚት
  • nour alhindiተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • feeተርጓሚ/ሚት
  • amina-tradተርጓሚ/ሚት
  • julie.mተርጓሚ/ሚት
  • rosaተርጓሚ/ሚት
  • almaseniተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • hendተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles