ንምርካ ሓገዝ ስራሕ ንምርካብ ወይ ስልጠና ንምውሳድ
ምስ ምስ Dispositif Amont de la Qualification (DAQ)
ኣዳላዊ CFPPA Charolles ኣቐድዲሙ ዝነበረ 8 місяців томуኣብ ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ንምህናጽን ንምርግጋጽን ስልጠና ምስ እዞም ዝስዕቡ ነገራት፤
- ፈለማ ምስ ናይ ኩነታት መርመራ ምምርማር
- ምህላው መሰረታዊ ክእለትን ፍልጠትን ምሕያል
- ከምኡውን ምስ ድሌታቶም ዝተመጣጠነ ስልጠና ዝወስድ መምርሒ ምሃብ ምርካብ
- ሓፈሻዊን ዝርዝራዊን ብሕታዊ ደገፍ ምርካብ።
ኣብዚ ንምስታፍ ምርካብ፡ - ፈለማ ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ክትከውን ኣለካ - ወይ ናይ ምስራሕ ፍቓድ ዝህበካ መንበሪ ፍቓድ ክህልወኩም ኣለዎ - ልዕሊ 16 ዓመት ዝዕድሜ ምዃን - ካብ ቤት ትምህርቲ ዝወጸ - ስራሕ ትደሊ ወይ ኣንፈት ክትቅይሩ ምድላይ - ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል France Travail ተመዝጊብካ ወይ ዘይምዝገብ - ዝተረጋገጸ A2 ናይ ጽሑፍን ኣፋውን ደረጃ ክህልወኩም ኣለዎ።
ከከም ኩነታትኩም ምርካብ ክፍሊት ክህልወኩም ይከኣል እዩ ።
ከከም ኩነታትኩም ምርካብ ክፍሊት ክህልወኩም ይከኣል እዩ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሕዳር
ፈረንሳይ
ስራሕ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ምምሃር፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
juliedaqኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
veronicasiተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
baptiste78ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት