Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ብፍቓድካ ተዓጂብካ ምኻድ

ምስ ምስ Avenir Mobil

ኣዳላዊ Mission Locale du Charolais ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ኣቨኒር ሞቢል ቅድሚ ወይ ኣብ እዋን ስልጠናኻ ኣብ ባህላዊ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ፡ ብዝተኻእለ መጠን ብቐሊሉን ብቕልጡፍን ኮድ ጽርግያኻን ፍቓድ ምዝዋር መኪናኻን ንምርካብ ይሕግዘካ

ካብ ኣገልግሎትና ክትጥቀም ፡ ኣብ... Charolais Brionnais , ከምኡውን ሓደ ካብዞም ረቛሒታት ዘማልኡ :
- ትሕቲ 26 ዓመት ዝዕድሚኡ መንእሰይ ክኸውን ፣ ኣብ ከባብያዊ ተልእኾ ዝተመዝገበ ክኸውን፣
- ደላዪ ስራሕ ክኸውን ፣ ኣብ Pôle Emploi ንልዕሊ 12 ኣዋርሕ ተመዝጊቡ።
- ተጠቃሚ ናይ RSA ክኸውን
- ንኹነታት ስንኩል ሰራሕተኛ ኣፍልጦ ክህልዎም

እዚ ኣገልግሎት ብESF ብሓባር ዝምወል እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣዚ ኣብ ዞባ ቻሮላይስ ብሪዮናይስ Charolais Brionnais,ዓውደ መጽናዕትታት ይቐርብ፣ ንሕጊ ጽርግያታት ደገፍ ንምሃብ።

ብዛዕባ ምዝዋር መኪና ብዝበለፀ ንምርዳእ ተጠቀምቲ ብናይ ምዝዋር ስሚዩለተራት ንኽዝውሩ ግዜ ይወሃቦም።

ምእንቲ ግዜ ወሲድኩም ድርብ ቁጽጽር ዘለዋ መኪናና ርኸቡን ብ65% ዝምወል ንገለ ሰዓታት ምዝዋር ተጠቐሙን።

ከመይ ንገብሮ?

ንኔሊ ዲጆርጅ ርኸብዋ፤Nelly DEGEORGE :

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • miloተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • bissoተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles