Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና

ምስ ምስ AgIRE Mission Locale Le Creusot Montceau-Les-Mines

ኣዳላዊ AgIRE ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እዚ መደብ እዚ ን ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ኮይኑ ፣ ንኹሉ ሞያውን ውልቃውን ንጥፈታት ብሕታዊ ደገፍ ንምርካብ ዝሕግዝን እዩ

እቲ ከባብያዊ ተልእኾ ክሕግዝ ይኽእል እዩ፤

  • ፈለማ ሞያዊ ፕሮጀክት ምህናጽ
  • ብምቕጻል ስልጠና ረኸብ፣ ስራሕ
  • ከምኡውን መዓልታዊ ኣገባባትካ ምፍጻም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ናይ ስራሕ ምልክታት ዕድመን ሓበሬታን ምራብ።
  • ሲቪን CV ናይ ተበግሶ መሸፈኒ ደብዳቤን ጽሓፍ
  • ኣብ ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ዕውታት ንምዃን ምኽኣል ።
ምፍላጡ ዘገድስ!
ሞያዊ ፕሮጀክትካ ንምግላጽ ካብ ተመኩሮን ምኽርን ስፖንሰር ክትጥቀምን ኣብ ምድላይ ስራሕካ ክትድገፍን ትኽእል ኢኻ።

እቲ ናይቲ ከባቢ ተልእኾ ዝምጥዕመኩም ዓውዲ ናይ ንምርካብ ክሕገዙ :

  • ኣብ ትካላት በብእዋኑ ሞያዊ ስልጠና ብምርካብ
  • ናብ ዕዳጋ ስራሕ ንምእታው ቅኑዕ ስልጠና ንምርካብ፡ ድሕሪኡ ዕዉት ስራሕ ምርካብን ዘካተተ መደብ እዩ ።

  • ናይ ምምራሕ መራሒ መኪና ፈተና ንምሕላፍ ምኽኣል
  • ናይ መዓልታዊ መጓዓዝያ ዝቃልለልሉ መገዲ ምርካብ
  • መንበሪ ገዛ ንምርካብ
  • ን ሕክምና ውሕስነት ምርካብ
  • ምስ ኣብያተ ፍርዲ ኩነታትካ ስሩዕ ግበሮ
  • ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም...ወዘተ

ከመይ ንገብሮ?

ኣብቲ ቦታ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9:00 ክሳብ 12:00

ብስልኪ ቁጽሪ 03.85.77.68.01 (Le Creusot) ከምኡ’ውን ብ 03.85.57.04.57 (Montceau-Les Mines)

ብኢመይል ብምልኣኽ ፡ contact@agire-cucm.fr

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • carinemiloኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • nour alhoudaተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • duliepaolenaተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles