ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1094 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምውሳድ ስልጠና ኣፍልጦኹም ንቋንቋን ፈረንሳ ዘሐይል
እዚ ስልጠና እዚ ን ምምዕባ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትኩም ዝዓለመ እዩ።

ኣብ ውልቃዊ መደባት ናይ ስራሕ ሓገዝ ምርካብ
Melting Breizh ሓደ መደብ ናይ 3መዓልታዊ ንጥፈታት ን መንእሰያት ናብ ስራሕ ናይ BPI ዝሕግዝ እዩ።

ሕግታት ምምራሕ መኪና ማለት( ኮድ ደ ላ ሩት) ምምሃር፣
ኣብ ዞባ ብረታኝ (Bretagne ) ዝተዳለወ ሕግታት ምምራሕ መኪና ማለት ኮድ ደ ላ ሩት ምምሃር።

ኣብ ህንጻዊ ስርሓት ምምሃር
ስልጠና ን ስራሕን ምስናይ 3 ዓመታት ዲፕሎም። ብስሩዕ እናተኸፈካ፣ ዝወሃብ ስልጠና
ኣብ ንእሽቶ ወይ ማእከላይ ከተማ ንምንባርን ንምስራሕን፣ ተዓጃቢነት ሓገዝን ርከቡ
ኣብ ፈረንሳ ኣብ ገጠራትን ከባቢ ከተማታትን ስራሕን መነባብሮን ርኸቡን

ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ les Côtes-d'Armor
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ Guingamp ጉጎምፕ
ምምሃር ቋንቋ ትምህርቲ ፈረንሳ ምስ ወለንተኛታትን ሓበሬታ ብዛዕባ ህይወት ጉይንጋምፕን Guingamp ።

ምምሃር ስራሕ ድሕሪ ቋንቋ ፈረንሳ Carhaix
ስልጠና ምውሳድ፡ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ፡ ክእለት ምድንፋዕ፡ ስራሕ ወይ ስልጠና ምስታፍ ምኽኣል

ኣብ ካራይክስ Carhaix ናብ ስልጠና ወይ ስራሕ ንምእታው ተዳሎዉ
ምኽኣል ስልጠናን ስራሕን ንምርካብ ቋንቋ ፈረንሳ ምልከት።

ምህላው ዲፕሎማ ኣብ ጽሬት ኣዳሉዉ
ምህላው ሞያዊ ብቕዓት ዘለዎ ወኪል ጽሬትን ጽሬትን ስልጠና፣ ቀዋሚ ስራሕ ናይ ምህላው ተኽእሎ

ምፍራም ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት Étrangers en France (ANEF) ኣብ ኢንተርኔት
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ

ንምስላጥ መስርሕ ንምጥርናፍ ስድራቤት ንምግባር
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
ምርካብ 'ካርት ሰጁኽ 'ወይ መንበሪ ካርድ
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።

ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ናብ 115 ብምድዋል
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ምርካብ ህጹጽን ግዝያዊ መጽለሊ ብናጻ ንምርካብ ክትክእሉ ኢኹም
ምዝገባ ናብ ካፍ (CAF) ሓገዝ ንምርካብ
ምዝገባ La CAF ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ናይ ህይወት ዘለዉ ሰባት ካብ ብመግስቲ ዝመቓራሕ ገንዘብ እዩ። ስለዚ ካብኡ ንኽንረብሕ ብኸመይ ክንምዝገብ ንኽእል ዝሕብር እዩ።

ምሕዳስ ካርት ሰጁር ወይ መንበሪ ካርድ
መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!

ምርካብ ናይ ወጻእተኛታት ፓስፖርት ወይ ናይ መገሺ ካርድ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት ምርካብ ::

ምቅያር ምምርሒ ፍቃድ ምዝዋር መኪና
ምስላጥ መምርሒ ፍቃድ መኪና ናይ ወጻኢ ሃገር ፣ ናብ ናይ ሃገረ ፈረንሳ መምርሒ፣ ብኸመይ ከም ዝቕየር ምፍጣር።

ንምርካብ ኣፍልጦ ኣቐዲዲሙ ንዝንበረኩም ዲፕሎም (ENIC-NARIC)ኤኒክ-ናሪክ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርትኻ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማኻ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።