ምርካብ ጠቓሚ ሓበሬታ ኣብ ቫር le Var
ምርካብ ኣፕሊኬሽን ኣድራሻታትን መብርህታትን ዘለዎ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ብዛዕባ ሰነዳት፡ ጥዕና፡ ኣባይቲ፡ ኮርሳት ፈረንሳ...
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 4 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ኣፕሊኬሽን ኣድራሻታትን መብርህታትን ዘለዎ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ብዛዕባ ሰነዳት፡ ጥዕና፡ ኣባይቲ፡ ኮርሳት ፈረንሳ...
ኣብ ሓደ ናይ መዓልቲ መጽንሒ ማእከል (ማሕበራዊ ቤት መግቢ ዘለዎ) ብምኻድ ካብ ህጹጽ መንበሪ ንኽትጥቀሙ ምስ እትደልዩ ዝሕግዘኩም እዩ።
ኣብ ኔቨርስ ኣብ ዝርከብ ንኣሽቱ ዘራሕተኛታት፣ ስቱድዮ ወይ ሓንቲ ግን ምልእቲ ክፍሊ ንምክራይ ይከኣል እዩ።
ንምርካብ ንዝሽገሩ ፣ ምዕራፍ ኣካላት ምሓብክንክን ጸጉሮም ዝከናኸንሉንዝኣመስሉ ኣገልግሎታት ብነጻ ዝረኽቡሉ ቦታ እዩ።
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ምርካብ ህጹጽን ግዝያዊ መጽለሊ ብናጻ ንምርካብ ክትክእሉ ኢኹም
ምርካብ መንበሪ ገዛ ነይ ተመሃሮ Crous ፣ ንተመሃሮ ቀዳምነት ዝገበረን ተመጣጣኒ ዋጋ(ወይ ዝሓሰረ ) ዘካሪን ዕድል ንምጥቃም
ምርካብ ናይ እቲ ናይ ቪዛል VISALE ውሕስነት ንመጻኢ ገዛኢ ዋሕስ ክህልወኹም ዘኽእል ኣገባብ።
ምምልካት መንበሪ ገዛ ንምርካብ ካፍ ፣ኩነታትኩም ንመሕደሪኻ ንምኽፋል ሓገዝ (APL, ALF, ALS) ክህብ ይኽእል እዩ።
እዚ ኩሉ ናይ ኣክሽን ሎገመንት ማሕበራዊ ኣባይቲ ንሰራሕተኛታት ዝቐርብ መደብ እዩ