Fermer
Paramètres d'affichage
Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Thème clair
Thème sombre
Système.
Utilise les paramètres système.
GOUVERNEMENT
Menu
መዝገባ
መስመር
Fermer
መዝገባ
መስመር
ኩሎም ሓበሬታት
ህዝባዊ ምልክታት
ትርጉም
ብዛዕባና ተዛረቡ
ጥርኑፍ ሓበሬታ
ንኣሽቱ ፣ ፋምፍሌት
ን ፕረስ ንዜና ዝኸውን
ን ኣምባሳደራት
ናይ ዩክሬን
እዚ መርበብ ሓበሬታ ወይ ኣፕሌኬሽን ኣብ ስልክኹም ጸዓንዎ፣
ኣብ ጋዜጣና ተመዝገቡ
11 ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
Département
ኩሉ
መርከቢ ቦታ
ኣርእስታት
Insertion pro
ቤት ጽሕፈታት
ፈረንሳይ
መንበሪ ገዛ
ጥዕና
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ብቅዓት = ክእለት
ስድራ-ቤት
ምምሃር
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ኩሉ
0
ሓባሪ-ቃል
ሚስዮን ሎካል፣ መንነት ካርድ ወይ ታሴራ
በብዕድመ ዝተኸፋፈለ
ትሕቲ 18 ዓመት
ኣብ መንጎ 18 ን 25 ን
ካብ 25 ዕድመ ን ላዕሊ
ደረጃ ምልከት ቋንቋ ፈረንሳ
ንፈለምቲ A1/A2
ንማእከላይ ደረጃ B1/B2
ንዝማዕበለ ደረጃ C1/C2
ፋይል ናይ ትርጉም
ኩሉ መጻረዪ ይደምሰስ
ኩሉ (11)
ትሩባት ፋይላት (11)
ናይ ምሕዳር ፋይላት (0)
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቅድም ዝነበረ
ድሉዋት ፋይላት
11
ድሉዋት ፋይላት
11
95 - Val-d'Oise
ምርካብ ሲቪላዊ ኣገልግሎት ኣብ Val d'Oise
ናይ 8 ወርሒ ሲቪክ ኣገልግሎት ንደቂ 16-25 ዓመት (30 ዓመት ንጉድኣት ኣካል ወይ ስንክልና ንዘለዎም ሰባት ምሕጋዝ)
ብነጻ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስ Unis-Cité Val d'Oise
73 - Savoie
ምስታፍ ኣብ ሲቪላዊ ኣገልግሎት
ንካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ሓፈሻዊ ረብሓ ዘለዎ ተልእኾ ንሕሳተፉ ዘኽእል መደብ
ብነጻ
ዳርጋ 7 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስ Volont'R
7 départements
ምስታፍ ኣብ ሲቪላዊ ኣገልግሎት ኣብ ኢልደፍራንስ
ምስታፍ ሰቪካዊ ኣኣገልግሎት ንኢል-ደ-ፍራንስ (ካብ 18 ክሳብ 25 ዓመት) መንእሰያት ስደተኛታት ዝዓለመ
ብነጻ
ኣብ መንጎ 6 ን 12 ዘሎ ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስ AIME ዝተባህለ ማሕበር ብምዃን
26 - Drôme
ኣብ Valence ቫለንሽያ ሲቪካዊ ኣገልግሎት ተሳተፉ
ንደቂ 18-25 ዓመት ዝበጽሕ ናይ ምትሕግጋዝ ተልእኾታት ናይ 8 ወርሒ ተወፋይነት ዝጠልብ ኣገልግሎት።
ብነጻ
ትኽኽል 8 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ዩናይትድ-ሲቲ ኣርDrôme Ardèche ድሮም ደቸ
5 départements
ኣብ Centre-Val de Loire ሲቪካዊ ኣገልግሎት ምፍጻም
እዚ መደብ ኣብ ሓደ ማሕበር ወይ ኣብ ሓደ ሕብረተሰብ ተሳተፍ ጠቓሚ ክትከውን
ብነጻ
ኣብ መንጎ 6 ን 12 ዘሎ ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ፈረንሳይ
ምስ Volont'R
35 - Ille-et-Vilaine
ሲቪላዊ ኣገልግሎት ኣብ Rennes (ናይ ምትሕግጋዝን ምምሃር ቋንቋን ዝዓለም)
ንገዛኣርእስኻ እናተጠቓምካ ንካልኦት እትሕግዘሉ መገዲ ምርካብን፣ ንእግሪመገዲኻ ድማ ቋንቋ ፈረንሳ እተማዕብለሉ ኣጋጣሚ ምፍጣር
ብነጻ
ዳርጋ 8 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈረንሳይ
ምስ Unis-Cité Coop'R
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ
ዜግነታዊ ኣገልግሎት ግበር
ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ ኣብ ሓደ ማሕበር ተፀሚድካ ኔትወርክ ፈጢርካ ንሕብረተሰብ ምሕጋዝ።
ብነጻ
ኣብ መንጎ 6 ን 12 ዘሎ ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ቮሎንት'ኣር Volont R
38 - Isère
ሲቪላዊ ኣገልግሎት ኣብ ማርሰይ Grenoble ንምፍጻም
ን 8 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ዘካትት ዕማም፣ ንእግሪ መገዲ ድማ ኣዕሩኽ ምግባርን እብ ፈረንሳ ብግቡእ ኢንተግረሽን ወይውህደት ምፍጣርን
ብነጻ
ትኽኽል 8 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ክፕ ደ ኡኒ ሲተ Coop'R Unis-Cité
63 - Puy-de-Dôme
ሓደ ሲቪላዊ ኣገልግሎት ንምስታፍ ምስ እትደልዩ
እዚ ናይ ኣኣገልግሎት መደብ እዚ ን ኣብ ክሊ ዕልመ 16 ክሳብ 25 ዘለዉ ጥራይ ዝምልከት እዩ።
ትኽኽል 8 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስCoop'R Unis-Cité
13 - Bouches-du-Rhône
ሲቪላዊ ኣገልግሎት ኣብ ማርሰይ Marseille ንምፍጻም
ን 8 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ዘካትት ዕማም፣ ን እግሪ መገዲ ድማ ኣዕሩኽ ምግባርን እብ ፈረንሳ ብግቡእ ኢንተግረሽን ወይ ውህደት ምፍጣርን
ብነጻ
ዳርጋ 8 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ኮፕ ኤር ዩኒ ሲቲ Coop'R Unis-Cité
33 - Gironde
ኣብ ቦኽዶ à Bordeaux ሓደ ሲቪላዊ ንጥፈታት ምክያድ
ሓደ ተሳትፎ ዕማም ፣ ናይ ናይ ኣገልግሎት ን 8 ኣባስርሕ ብ ወለንታ ኣብ ፈረንሳ ምክያድ
ብነጻ
ትኽኽል 8 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ኮፕ ኣር ኡኒ ሲትይ Coop'R Unis-Cité