ሲቪላዊ ኣገልግሎት ኣብ ማርሰይ Grenoble ንምፍጻም
ምስ ክፕ ደ ኡኒ ሲተ Coop'R Unis-Cité

ሲቪላዊ ኣገልግሎት ኣብ ማርሰይ Grenoble ንምፍጻም

ምስ 
ክፕ ደ ኡኒ ሲተ Coop'R Unis-Cité

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ21 juil. 2022

እንታይ ኢዩ?

እዚ ን 8 ኣዋትሕ ዝጸንሕ ናይ ኣገልግሎትመደብ እዚኣብ ዝተፈለለዩንጥፈታት ን ምውህሃድኣብ ፈረንሳ ዝሕግዝ እዩ። እዚ ካብ ሰሉስ ክሳብ ዓርቢን ን 8 ኣዋርሕ ዝቕጽል ኣገልግሎት እዩ።

እዚ ሚሽን ናይ Coop’R ካልእ ዕላማታቱ ድማ :

  • ብ ሓባር ኴይንካ ናይ ምስራሕ ክእለት ምምዕባል። ኣብ ሓደ ዙርያ ጣውላ ናይ ምሁራትን ንምምዕባል ቋንቋ ፈረንሳ ዝሕግዝ፣ ስልጠናታት ናይ FLE ከምኡ እውን ነቶም ASL (ናይ ቋንቋ ስልጠና )ብ ቋንቋ ንምምዕባል።
  • ንሓልኦት ዝከውን ሓገዝን ጠቕሚን ምሃብ : እቶም ውለንተኛታት 4 (2 ሓያሎ ሷንቋታት ዝዛረቡን & 2 ፈረንሳ ጥራይ ዝዛረቡን ) ንርፍሲ ወከፍ ሰሙን ኣብቲ ቦታ እናመጹ ህዝባዊ መድረታ የስምዑ፣ ከምኡ እውን ኣብ እንዳ ዓበይቲን ተኣለይቲ ወይ እውን ኣብ እንዳ መዕበዪ ህጻናት ብምኻድ ክህቡ ይኽእሉ።

እዚ ተመክሮ እዚ ነብሰተኣማማንነት ኣብ ምሕዳር ን ዝተፈላለየ፣ ኣከባቢን ነገራትን ኣብ ምድህሳስን ብሓባር ምስራሕን ዝሓሸ ዕድል ክፈጥር ይኽእል ኣዩ።

ኣብ ነይ Unis cité ኣገልግሎት ሓደ ሃብታም ዝኾነ ተመክሮ ከም ዘጥርዩ ክገብረኩም እዩ።

i ክፍለጥ ዘለዎ! ኣብዚ መደብ እዚ ንምስታፍ ዕድሜኹም ኣብ መንጎ 18 ክሳብ 25 ዓመታት ወይ 30 ን ኣካለ ስንኩላን ዝዓለመ እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

38 - Isère

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 16 ናብ 25 ዕድመ
ግዜ

8 ክሳብ 28 ሰዓታት /ኣብ ሰሙን

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

38 - Isère

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 16 ናብ 25 ዕድመ
ግዜ

8 ክሳብ 28 ሰዓታት /ኣብ ሰሙን

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ምስ ዝተፈላለዩ መሳትኹም ንምልላይ

ከም መናሰይ ስደተኛ መጠን ኣብ እተካይዶ ናይ ሲቪል ኣገልግሎት፣ ካልኦት ኣብ ኣከባቢ ዕድሜኹም ዝለዉ መንእሰያት ናይ ምልላይ ዕድል ኣውን ይኽፈተልኩም እዩ።

ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ንምህብራም

መዓልታዊ ትምህርቲ ናይ FLE ከምኡ እውን ማሕበራዊ ህይወትን ፣ ን ናይ ቋንቋ ክሕግዘኩም እዩ።

ከምኡ እውን ሓገዝ ናይ 580 ይሩ / ኣብ ወርሒ ንምርካብ

ኣብ ሲቪላዊ ኣገልግሎት ብምስታፍ ፣ ኣብ ወርሒ ናይ 580 ዩሮ ሓገዝ ክትረኽቡ ትኽእሉ

ን ገዛእርእስኹምን ንኻልኦትን ጠቐምቲ ንምዃን

ኣብ ዝተፈላለዩ መደባት ብምስታፍ ፣ ን ካልኦት ሰባት ምሕጋዝ ን ኣብነት ን ኣረጋውያን ንህጻናት፣ ወዘተ...

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ብ ቴለፎን ወይ ብ ኢመይል ርኸቡና !

ናብ Pauline Boissonnat - ሓለፊ መደብ

  • ብ ቴለፎን : 06 69 39 78 73 / 04 76 63 92 26
  • ኢመይል: pboissonnat@uniscite.fr
  • ወይ ናብ ኣድራሻና : 1 rue Victor Lastella - 38 000 Grenoble ምጹና

ናይ ስልተና ዕለት ዝተፈላላየ እዩ

ን ሓበሪታን & rስልተና ካብ ወርሒ ሰነን ንዳሓር ክሳብ መስከረም /ጥቕምቲን እዩ.

ናይ ምፍላም ምዓልቲ ድማ ጥቕምቲ ክሳብ ሰነ መወዳእታ

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Unis-Cité

Unis-Cité