ምሕታት ናይ CVEC ናይ ክፍሊት ምስክር ወረቐት
ምኽኣል ንላዕለዋይ ትምህርቲ ንምምዝጋብ CVEC(Contribution de vie étudiante et de campus) ምኽፋል ግዴታ እዩ። ሓደ ተማሃራይ ከከም ኩነታቱ ክኸፍሎ ወይ ነጻ ክኸውን ።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 2 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምኽኣል ንላዕለዋይ ትምህርቲ ንምምዝጋብ CVEC(Contribution de vie étudiante et de campus) ምኽፋል ግዴታ እዩ። ሓደ ተማሃራይ ከከም ኩነታቱ ክኸፍሎ ወይ ነጻ ክኸውን ።
ምክትታል ፣ ምኽኣል CMPP ትሕቲ 20 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ስነ-ኣእምሮኣውን ኣካዳሚያውን ጸገማት ዘለዎም ይድግፍ
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ እነሀልኩም ኣገባብ ኣፈጻጽምኡ ዝምልከት ኣገዳሲ ሓበሬታ
ምፍላጥ ኣጋባብ መርዓን ፣ ሕጋዊ መስርሑን ግዴታት፣ ካልእን ኣብ ፈረንሳ
ምርካብ ሓበሬታ ብዛዕባ ምምርዓው ፓክሰር ወይ ምጽማድ ኣብ ፈረንሳ ፣ እዚ ካብ ሓዳር ክልተ ዓበይቲ ዝያዳ ተዓጻጻፊ ውዕል እዩ።
ንምርዳእ ፍትሕ ኣብ ፈረንሳ፣ ናይ ጠበቓ ሓገዝ ንምርካብ ዘኽእል መስርሕ ንፍትሕ ዝምልከትኣፍልጦ ንኽህልወኩም ዝዓለመ።
ምዝገባ ትምህርቲ ን ደቕኹም ትምህርቲ ፈረንሳን ደቅኻ ስጉምትታትን ተረድኡ።
ምእንቲ ካብ ኦፍፕራ ወይ ካብ ኣዳራሽ ከተማኹም መጽሓፍ መዝገብ ስድራቤት እትረኽቡሉ ጉዳያት ፍለጡ
ምግባር ደሃይ ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ቤተሰብኩም ብ"Rétablissement des liens familiaux"ምዝተፈላለየ ምኽንያት ደሃይ ዘጥፍኡ ቤተሰብ ምርኻብ