{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
ድሉዋት ፋይላት
13ድሉዋት ፋይላት
13
Apprendre le français pour travailler dans l'animation
Améliorer votre français pour travailler dans les métiers de l'animation sociale et sportive
ብነጻ
ትኽኽል 3 ወርሒ
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ

ምምሃር ንስራሕ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ
ፈረንሳ ተማሂርካ ሞያዊ ፕሮጀክት ምህናጽ ስራሕ ንምርካብ የኽእል
ብነጻ
ትኽኽል 90 ሰዓት
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት

ምምሃር ሞያ ኣኒሜሽን ምስናይ ቋንቋ ፈረንሳ
ብዙሕነት ስልጠና ኣብ ንጥፈታት መንእሰያትን ቅድመ-ህጻናትን ምድላው።
5€ ሓንሳብ
ትኽኽል 4 ወርሒ
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ

ምስልጣን ተርጎምቲን መንጐኛታትን ንምዃን ልምምድ (ደረጃ B2)
ናብቲ ኮርሳት ፈረንሳን ሞያዊ ትምህርትን ኣብ ምትርጓም፡ ሽምግልናን ምቕባልን ስደት ዘለዎም ሰባት
30€ ሓንሳብ
ትኽኽል 24 ስሰሙን
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ
ምምሃር

ስልጠና ምሃብ ን ቋንቋ እንግሊዝኛ ንዝመልኩ ሰባት ኣብ ሞያ ክንክን ህጻናት
ስልጠና ብእንግሊዝኛ፣ ምስ ትምህርቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ጽላት ቅድመ ቁልዕነት ንምስራሕ ዝዓለመ ስልጠና እዩ
ብነጻ
ትኽኽል 3 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት

ምምሃር ሞያ ስነ-ጥበብን ቋንቋ ፈረንሳ ምቕሳም
እዚ ሞያዊ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃርን ኣብ ሞያታት ቅድመ ቁልዕነት ስልጥንን።
132€ ሓንሳብ
ትኽኽል 4 ወርሒ
ፈረንሳይ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ

ትምህርቲ ኣብ ጥዕናን ማሕበራውን ንምስራሕ ፈረንሳ ምርካብ
ኣብ ጥዕና/ማሕበራዊ ጽላት ንዝሰርሓ ደቂ ኣንስትዮ ስልጠና ቋንቋ
ብነጻ
ትኽኽል 6 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ

ሞያ ምሓዝ ቆልዑን ቋንቋ ፈረንሳ ዘጣመረ ስልጠና ምውሳድ
ሞያዊ ስልጠና ናይ ቆልዑ ን ጽሑፍን ቃልን ቋንቋ ፈረንሳ ፡ ዲፕሎማ ምሕላፍን ናይ ስራሕ ልምምድ ንምርካብ።
15€ ሓንሳብ
ዳርጋ 4 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ

ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ዘኽእል ደገፍወይ ሓገዝ ውሰዱ
ብከመይ እገባብ ስልጠና ወይውን ስራሕ ፡ ምርካብ ከም ዝከኣልን፣ ከምኡ ውን ምስ ወሃብቲ ስራሕ ትካላት ከም ኣትራኸቡን ይሕብር
ብነጻ
ኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ

ከም መንጐኛ ተርጓሚ ልምምድ ንምግባር
ኣብ ስደት ንዝርከቡ ሰባት ኣብ ሞያታት ሽምግልናን ምትርጓምን ዝስልጥን ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ
1500€ ኣብ ዓመት
ትኽኽል 1 année
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ
ምምሃር

ን ማሕበራዊ ናብራ ዝጥቕም ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ ንምውሳድ
ናይ ስልጠና መደብ ፣ኣብ ዙርያ ናይ ምእላይይ ዓበይቲን ምሓዝ ቆልዑን ዝጠቅም ናይ ቋንቋ ስልጠና ምውሳድ
ብነጻ
ትኽኽል 6 ስሰሙን
ፈረንሳይ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ

ኣብ እንዳ ዓበይቲ ንምስራሕ ዘክእል ስልጠና ንምውሳድ ምእንቲ ክትክእሉ
ናይ ቋንቋ ትምርቲን፣ ቅልጡፍ ስራሕ ዘውህብን ስልጠና
ብነጻ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ
ሰራሕተኛ ኣለይቲ ዓበይቲን ሕሙማንን ኴንካ ንምሰራሕ፣
ቋንቋ ፈረንሳ ንምምላኽ ዝሕግዝ ሞያዊ ብቕዓት ዘለዎ ናይ ስራሕ ስልጠና፣
ብነጻ
ዳርጋ 9 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
