ን ማሕበራዊ ናብራ ዝጥቕም ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ ንምውሳድ
ምስ ኣብ ኣል ኣኤስ ል ስ ASLC

ን ማሕበራዊ ናብራ ዝጥቕም ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ ንምውሳድ

ምስ 
ኣብ ኣል ኣኤስ ል ስ ASLC

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ19 mai 2022

እንታይ ኢዩ?

ብሳላን ናይ ሓደ ጉጅለ ኣሰናይነት ፣ ኣብ ሞያ ክንክንን ህጻናትን ዓበይቲ ወይ ኣረጋውያንን ዝኸውን ናይ ስራሕ ቋንቋ ንኽትመልኩ ዘኽእል።

i ምፍላጡ ኣገዳሲ! እዚ ን 30ሰዓታት ንሰሙን ኣብ 6 ሰሙናት ማለት ብ ሓፈሻ : 180 ናይ ስራሕ ሰዓታትካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ፣ ኣብ መንጎ ሰዓታት9h30 - 12h30,ከምኡ ውን 13h30-16h30. ጽዑቕ እዩ።

ኣብዚ 6 ሰሙናት

  • ምእንጋድ-ናይ ቋንቋ ገምገማ ሰዓታት (10ሰዓታት )
  • ደህሳስል ሌላን ናይቲ ስራሕ ን(120ሰዓታት)
  • ናይ ኢንተርኔት ን ናይምፍላጥ መሰልን - መሰረታዊ ኣፍልጦ (30ሰዓታት)
  • ናይ ስራሕ ፕሮጀክት ፣ ኣብ ውልቃዊ ምዕባሌ (20ሰዓታት)

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 16 ዕድመ
ግዜ

6 ሰሙናት

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 16 ዕድመ
ግዜ

6 ሰሙናት

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ቋንቋኹም ንምምዕባል

ብሳላ እዚ ስልተናዚ ናይ ቋንቋን ደረጃኹም ናብ A2, ወይ ልዕሊኡ ክብ ይብል.

ናይ ምምሕዳራዊ ወረቐት ፣ ተጠቓምነት ኮምፑተርን ዘስተምህር

ኣብ ኣዚ ስልጠና እዚ፣ ብኸመይ (ናይ ትምህርቲን፣ ናይ ጠበቓን ካልእን ሓገዝ ከም እትረኽቡ ...).ኣፍልጦ ይውስከልኩም

ን ናይ ምምሕዳር ወዘቐትኩም ፣ ንኸመይ ኣብ ኦን ላይን ትምልሱ ዘኽእል ናይ ኢንተርኔት ስልተና ይህብ።

ስራሕ ዝርከቦ ስልጠናን ንምርካብ

ሓጋዚ ነገራት ኣንይዚ ስልጠና:

  • ናይ ስራሕ ቃላት ምጽናዕ
  • ኣብ ሞያ ናይ ህጻናት ፣ዝጠቕሙ ናይ ስራሕ ቃላት ንኣብነት ኣብ ዙርያ (ውሕስነት፣ ጥዕና፣ ጽሬት፣ ክትትልን ካልእን ...)
  • ኣብ እቲ ሞያ ብ ቕዓትኩም ዝምስክር ፣ ሰርቲፊኬትምውናን ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኢመይል ልኣኹልና፣

ናብ aslc@aslc-paris.org

ቴለፎን

01 88 32 11 27

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

ASLC - Assistance Scolaire, Linguistique et Culturelle