ሰራሕተኛ ኣለይቲ ዓበይቲን ሕሙማንን ኴንካ ንምሰራሕ፣
ምስ ስልጠና ኣብ ከተማ ኢሰር ዝርከብ ሊፈ ደ ኣፍፓ(LIFHE de Afpa Isère) ዝበሃል ትካል፣

ሰራሕተኛ ኣለይቲ ዓበይቲን ሕሙማንን ኴንካ ንምሰራሕ፣

ምስ 
ስልጠና ኣብ ከተማ ኢሰር ዝርከብ ሊፈ ደ ኣፍፓ(LIFHE de Afpa Isère) ዝበሃል ትካል፣

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ1 sept. 2021

እንታይ ኢዩ?

ነዞም ዝስዕቡ ነገራት ዕላማ ዝገበረ፣ምስ ክፍሊቱ ኣብ ን 9 ኣዋር ዝወሃብ ሞያዊ ስልጠና ፣

  • ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ን 3 ኣዋርሕ
  • ን 6 ኣዋርሕ ድማ፣ ብዛዕባ እቲ ሞያ፣ ዝጠቅም፣ ሞያዊ ስልጠና እናሃበ ፣ ን ብተግባር ዘሰልጥን)
  • እዚ ስልጠና ኢ LIFHE(ንምውህሃድ ደቀንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ኣብ ስራሕ ) ንኹሎም ስደተኛታታ ክፉት ኮይኑ፣ ን ኣብ Isère ዝነብሩን ድሮ ኣብቲ ዓውዲ፣ ናይ ስራሕ ተመክሮን ዘለዎም ዝያዳ ቐዳምነት ይህብ።

i

ኣገዳሲ ሓበሬታ

ካልኦት ናይ ስልጠና መደባት ከም እኒ፣ ስርሓት ህንጻ፣ ክሽነን፣ ኢንዳስትሪን እውን ኣለዉና

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

38 - Isère

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 9 ኣዋርሕ፣

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

38 - Isère

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 9 ኣዋርሕ፣

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ምጽናዕ ቋንቋ፣

እተን ፈለማ 3 ኣዋርሕ ምጽናዕ ቋንቋ ዝተሓዝኣ ክኾና እንከለዋ፣

ኣብ መወዳእታ እዚ ስልጠና ስራሕ ንምርካብ፣

ካብ 60 ክሳብ 70 ሰዓታ ናይ እዚ ስራሕ ኣብ ፣ ኣብ
ምስራሕ ገዛ፣ እብ ምውህሃድ ምስ ኣስራሒ፣ ዘጠቓለል ኮይኑ፣ እዚ
ድማ ናይ ስራሕ ኮንትራት ምስ ኦፕኮ ዩኒ ፎርማስዮን l'OPCO Uniformation /ከምኡ እውን ኣድፓ ADPA /ዝካየድ እዩ።

ኣብ ፕሮጀኹም ምትግባር ንሕግዘኩም፣

ንንነዊሕ ዝዓለመ ስራሕን ኣብ ምርካብን፣ ናትኩም መጻኢ ሞያዊ መደባትኩም (ፕሮጀክት) ኣብ ምትግባር ንድግፍ፣

መጽለሊ ንምርካብ እውን ትኽእሉ ትኾኑ፣

ኣብ እዋን ስልጠና፣ ንወርሒ
150 ብምኽፋል፣ መጽለሊን ነጻ ናይ መግቢ ኣገልግሎት ኣብ እዋን ምርካብ ይከኣል፣ ብዘይ ኣባላት ኣፍፓ(AFPA)፣

i

ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ፣ ንቤተሰብ ዝከውን መጽለሊ የብልናን፣

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ዝኸቡና፣

ክትምዝገቡ ምስ እትደልዩ በዘን ቀሲለን ዝስዕባ ኣስማት ወከልትና ማለት

ናብ ናድያ ቡሸራብ Nadia BOUCHAREB ከምኡ እውን ሙሪየል ግሮልየ ኢልኩም፣

ብናይ መርበብ ሓበሬታ መልእኽቲ መቐበሊ ኣድራሻና ማለት ብኢመይላትና ስደዱልና ፣ nadia.bouchareb@afpa.fr

ሙሪየል ግሮልየ Marielle GRELIER

: marielle.grelier@afpa.fr ስደዱልና፣

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
AFPA Isère

AFPA Isère