ኣብ ስራሕ "ምእላይ ሰባት ወይ እንዳ ዓበይቲ " ምስራሕ
ምስ ኣኦ ደ ላ ፍሮንቴር
እንታይ ኢዩ?
ሓደ ምሉእ ትምህርቲ ናይ ቋንቋ ፈረንሳን ስልጠና፣ ከምኡውን ኣብ ንሰባት ምሕጋዝ ዝዓምም ስራሕ ምውፋርን
ኣብ መወዳእታ ናይቲ ስልጠና፣ ቀዋሚ ስራሕ ናይ CDI በተን ኣብቲ ዓውዲ ዝተዋፈራ ትካላት ክትረክብ ትኽእል።
ንዕኡ ንኽትገብርን ናይቲ ስራሕ ተቐባልነትን ምኽሪ ካልኦት ምስማዕን ፣ ጽቡቕ ዝኾነ ተበግሶን ምህላው እዩ ኣገዳሲ።
i ኣገዳሲ ሓበሬታ :እቶም ስልጠናታት ካብ ግንቦት ክሳብ መስከረም እዮም (ከከም ክፉት ናይ ስልጠና ቦታ ምህላዉ) ይውሰኑ።
ንመን ኢዩ ፧
CDI/ቀዋሚ
ዞባ\ ዴባርትሞ
CDI/ቀዋሚ
ዞባ\ ዴባርትሞ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓት ክብ ዘብል ትምህርቲ ቅድሚ እቲ ስራሕ ምጅማር ዘሎ እዋን
- 200 ሰዓታት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ቅድሚ ናይ ስራሕ ምውፋርን
- ደሓር 400 ጽዑቕ ናይ ስራሕ ሰዓታት
ሓደ ሰርቲፊኬትን ቀዋሚ ስራሕን ምርካብ
ኣብ መወዳእታ ናይቲ ስራሕ ፣ ናይ ሞያ ሰርቲፊኬት ይወሃበኩም
ሓደ ስራሕ CDI እውን ውሑስ እዩ ንዓኹም፣ ምስ እተን ተሓጋገዝቲ ናይ ስራሕ ትካላት ብምስምማዕ።
ስራሕ ናይ ምርካብ ዓቕሚ ይልዕል
ነፍሲወከፍ ሰሙን፣ ኣሰልጠንቲ እቲ ሞያ እናኣሰነይኹም ናብቲ ስራሕ እብ እትጽንበርሉ
ነዞም ዝስዕቡ ኣገልግሎታት እውን ብተወሳኺ ትረኽቡ
- ናይ ስራሕ ፈተና ቃላ መጠይቕ ዘኽእል ብቕዓት ምጥራይ
- ሓደ CV ምስራሕ
- ናይ ስራሕ ተበግሶ ደብዳቤ ምጽሓፍ ምሕጋዝ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
እንተደኣ ዘገድሰኩም ኮይኑ በዚ ርኸቡና
ኢመይል : alezramoshe@gmail.com
ደብዳቤ እውን ናብ (ብ ቋንቋ ፈረንሳ ወይ እንግሊዝ ) : ክትሰዱልና ትኽእሉ ኢኹም
- ዝርዝር መንነትኩም
- ናይ ሌላኹም ደብዳቤ
- ናይ ስራሕ ተበግሶኹም ደብዳቤ
-CV
- ናይ ስደተኛ ምዃንኩም ዝሕብር ሰነድ (ካርድ ሰጁኽ , ወይ ረሲፒሰ)
- ናይ እንግሊዝ ወይ ናይ ፈረንሳ ክእለትኩም