ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Chemin vers la qualification et l'emploi dans le sanitaire et social

ኣዳላዊADAGE
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 6 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 21 ሰዓት ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ሓሙስ
ኩነታት
መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ኣበይ ?
ተግባር
Insertion proምስ Chemin vers la qualification et l'emploi dans le sanitaire et social (75 - Paris)
ትምህርቲ ኣብ ጥዕናን ማሕበራውን ንምስራሕ ፈረንሳ ምርካብ
እንታዩ’ዩ ?
እዚ ስልጠና ናይ ቋንቋ ስልጠና ንናይ ስደተኛታት ወይ ሓደስቲ መጻእቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ጽላት ጥዕናን ማሕበራዊን ተመኩሮ ዘለወን (ኣላዪት፣ ነርስ፣ መምህር ንኣሽቱ ህጻናት ወዘተ) እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
እዚ ስልጠና’ዚ፡ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ጽላት ጥዕናን ማሕበራውን ክእለትን ተመኩሮን ዘለወን ደቂ ኣንስትዮ ስደተኛታት ወይ ሓደስቲ መጻእቲ፡ ምቹእ ናይ ሞያ መንገዲ ክሃንጻ የኽእላ።
እምበኣርከስ እዚ ስልጠና ኣብቲ ዓውዲ ንምስልጣን ወይ ስራሕ ንምርካብ ዘድሊ ናይ ቋንቋ ክእለት ዝህብ እዩ።
እዚ ስልጠና እዚ ኣብቲ ዓውዲ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ሞያታት መንገድኻ ክትረክብን ስራሕ ክትረክብን የኽእለካ መደብ እዩ።
ከመይ ንገብሮ?
እንተደኣክትረኽቡና ደሊኹም ብስልኪ ቁጽሪ 01 58 59 01 67 ወይ adage18@orange.fr ርኸቡና።
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ምስራሕ ኣብ ዓውዲ ሕክምና
ኣብ ናይ ማሕበራዊ ሞያ ስልጠና ምርካብ፣
ትርካብ ጥዕናዊ ሓኣበሬታ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ