ስራሕ ዝህብ ስልጠና ምውሳድ
ምስ ኢ ደ ማ ፍሮንቴኽ Au-delà des frontières

ስራሕ ዝህብ ስልጠና ምውሳድ

ምስ 
ኢ ደ ማ ፍሮንቴኽ Au-delà des frontières

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ20 avr. 2022

እንታይ ኢዩ?

ሓደ ምሉእ ስልጠና ናይ ን መንእሰያት ካብ ደቂ 18 ክሳብ 30 ዝዕድሚኦም ቋንቋ ፈረንሳ እናኣጽንዑ፣ ድሕሪኡ ድማ፣ ን ሓደ ናይ ስራሕ ኮንትራት ኣብ ስራሕ ዓለም ዝጽምርሉ ባይታ ምጥጣሕ

እቲ ስልጠና ኣብ 3 ዓውደ-ስርሓት ማለት :

  • ኣብ ምልዓል ዓበይቲ
  • ክንክን ህጻናት
  • ምስራሕ መግቢ እዩ።

ናብቲ መድብ ንምስታፍ፣ ንኡድ ዝኾነ ተበግሶን ክውንነትን ክህልወኩም ኣለዎ

! ኣገዳሲ ሓበሬታ ! እቲ ምዝገባ ካብ ግንቦት ክሳብ መስከረም እዩ። (ከከም ዘሎ ናይ ቦታን ኩነታትን ድማ ይውሰን )

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 30 ዕድመ
ግዜ

ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ካብ 18 ናብ 30 ዕድመ
ግዜ

ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ቅድሚ ምጅማር ስልጠና ፣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ኮርሳት ይወሃብ

- 200 ሰዓታ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ኣብ ፈለማ

- ድሕሪኣኡ 1,5 መዓልቲ ስልጠና፣ ምስ ሞኒተራት ሰብ እቲ ሞያ።

ወግዓዊ ሰርትፊኬት ንምሓዝን ኣብ ስራሕ ዓለም ምጽንባርን

ኣብ መወዳእታ፣ ከም ሰብ ሞያ እቲ ዓውዲ ምዃንኩም ምብቃዕኩም ዝሕብር ሓደ ሓደ ብ ሚንስቲሪ ትምህርቲ ቕቡል ዝኾነ ዲፕሎም ነነቲ ዝወሰድኩሞ ኮርስ መሰረት ሰናዳት ክወወሃብኩም እዩ ።

ምስ ተሓበርቲ ናይ ስራሕ ትካላት ብምዃን ፣ ሓደ ኮንትራት ናይ ስራሕ ን 1 ዓመት ኣውሕሱ።

ኣብ ናይ ስራሕ ዓለም ንምጽንባር ውሕስነት ምርካብ

ነስፍወከፍ ሰሙን ፣ነናቱ ዝኾነ መደብ ኣሰናይነት ናይ ስራሕ ዝተሓዝአ እዩ።

እዚ ዝስዕብ ነገር ኣብ ምትግባር

- ን ናይ ስራሕ ቃለመጠይቕ ምድላው

- ሓደ CV ምድላው

- ናይ ስራሕ ተበግሶ ደብዳቤ ኣብ ምድላው

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ተወዳደርቲ ኴንኩም ቅረቡ

ብ ኢመይልን : alezramoshe@gmail.com

ናይ መወዳደሪ ሰነድኩም (ብ ቋንቋታ ፈረንሳ ወይ እንግሊዝ ክትሰድዎ ትኻሉ ኢኹም) :

- ኣድራሻ መንነት ወዘተ

- ምስ ነበስኹም ኣላምዩ

- ናይ ተበግሶ ደብዳቤ

- CV

- ናይ ስደተኛ መረጋገጺ ክለ እኒ (ካርድ ሰጁኩኽ ለኢሴፒሴ )

- ደረጃ ብቕዓት ቋንቋታት እንግሊዝን ፈረንሳን

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Au-dela des frontieres