ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1124 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ኣብ ቫነስ ወይ ሎሪየንት Vannes ወይ Lorient ሲቪካዊ ኣገልግሎት ክትገብሩ
ዞባዊ ተሳትፎ እንገበርኩም ፈረንሳኹም ኣመሓይሹ፣ ምስ ተዛረብቲ ፈረንሳ ተራኸቡ...ወዘተ

ምርካብ ሲቪላዊ ኣገልግሎት ኣብ Val d'Oise
ናይ 8 ወርሒ ሲቪክ ኣገልግሎት ንደቂ 16-25 ዓመት (30 ዓመት ንጉድኣት ኣካል ወይ ስንክልና ንዘለዎም ሰባት ምሕጋዝ)

ምስታፍ ኣብ ሲቪላዊ ኣገልግሎት
ንካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ሓፈሻዊ ረብሓ ዘለዎ ተልእኾ ንሕሳተፉ ዘኽእል መደብ

ምስታፍ ወይ ምስታፍ ኣብ ሲቪላዊ ኣገልግሎት ኣብ ኢልደፍራንስ
ምስታፍ ሰቪካዊ ኣገልግሎት ንኢል-ደ-ፍራንስ (ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት) መንእሰያት ስደተኛታት ዝዓለመ

ኣብ Valence ቫለንሽያ ሲቪካዊ ኣገልግሎት ተሳተፉ
ንደቂ 18-25 ዓመት ዝበጽሕ ናይ ምትሕግጋዝ ተልእኾታት ናይ 8 ወርሒ ተወፋይነት ዝጠልብ ኣገልግሎት።

ኣብ Centre-Val de Loire ሲቪካዊ ኣገልግሎት ምፍጻም
እዚ መደብ ኣብ ሓደ ማሕበር ወይ ኣብ ሓደ ሕብረተሰብ ተሳተፍ ጠቓሚ ክትከውን

ሲቪላዊ ኣገልግሎት ኣብ Rennes (ናይ ምትሕግጋዝን ምምሃር ቋንቋን ዝዓለም)
ንገዛኣርእስኻ እናተጠቓምካ ንካልኦት እትሕግዘሉ መገዲ ምርካብን፣ ንእግሪመገዲኻ ድማ ቋንቋ ፈረንሳ እተማዕብለሉ ኣጋጣሚ ምፍጣር

ዜግነታዊ ኣገልግሎት ግበር
ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ ኣብ ሓደ ማሕበር ተፀሚድካ ኔትወርክ ፈጢርካ ንሕብረተሰብ ምሕጋዝ።

ሓደ ሲቪላዊ ኣገልግሎት ንምስታፍ ምስ እትደልዩ
እዚ ናይ ኣኣገልግሎት መደብ እዚ ን ኣብ ክሊ ዕልመ 16 ክሳብ 25 ዘለዉ ጥራይ ዝምልከት እዩ።

ሲቪላዊ ኣገልግሎት ኣብ ማርሰይ Marseille ንምፍጻም
ን 8 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ዘካትት ዕማም፣ ን እግሪ መገዲ ድማ ኣዕሩኽ ምግባርን እብ ፈረንሳ ብግቡእ ኢንተግረሽን ወይ ውህደት ምፍጣርን

ኣብ ቦኽዶ à Bordeaux ሓደ ሲቪላዊ ንጥፈታት ምክያድ
ሓደ ተሳትፎ ዕማም ፣ ናይ ናይ ኣገልግሎት ን 8 ኣባስርሕ ብ ወለንታ ኣብ ፈረንሳ ምክያድ

እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምምዝጋብ ኣብ France Travail ፍራንስ ትራቨይ Pôle Emploi
ምርካብ ህዝባዊ ኣግልግሎት ዝህብ ትካል ኮይኑ፣ ስራሕ ንምርካብ ወይ ሓገዝ ናይ ስልጠና ምወላ ንምርካብን ካልእ ኣገልህሎታትን (chômage) ዝኣመሰሉ ነገራት ርኸቡ

ምስራሕ ከም ሓኪም፡ ሓኪም ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን
ምኽኣል ምስራከ ሓኪም ናይ ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን ኣብ ሃገርኩም ንዘለኩም ዲፕሎም ናይ ሕክምና ፣ ብ ኸመይ ፈረንሳ ከም ዘስርሕኩም ንምፍላጥ ዘኽእል ኣፍልጦ ።
ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ብመገዲ France Travail
ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ሳላ France Travailናይ ቀደም (Pôle emploi). ስልጠና ወይ ንዓኻ ዝምጥን ስራሕ ርኸብ።

ምፍላጥ ንመሰል ስራሕ ምግንዛብን
ምህላው ውዕል ስራሕ ዝምልከት ሓበሬታ ምርካብ ፈረንሳ መሰረታዊ መሰል ናይ ስራሕ ምፍላጥን ምርዳእን
ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ፣
ስራሕ: ስልጠና: ገዛን ንምርካብ: ከምኡ እውን ናብ ሞያኹም ንምምላስን ምስ ሕብረተሰብ ንምውህሃድን 'ሚስዮን ሎካል' ይሕግዝ።
ስራሕ ንምርካብ ዘኽእል ደገፍ ንምርካብ፣
ኣብ ዞባ ኮት ዶር (Côte d'Or) ንዝነብሩ ካብ ዓሰርተ ሽዱሽተ ስጋብ ዕስራን ሓሙሽተን (16-25) ዕድመ ንዘለዎም መንእሰያት፣ ርእሶም ኣብ ምኽኣልን ስራሕ ኣብ ምርካብን ንምኽኣል ዝግበር ናይ ምስናይን ሓገዝን ዝዓለመ መደብ፣

ኣብ ቤት መግቢ ምግቢ ፣ ምኽሻን
መግቢኹምን ባህልኹምን ኣካፍሉ፣ ኣብ ኢንዱስትሪ ቤት መግቢ ስራሕ ድለዩን ምስ ሰባት ርኸቡን።
