ምርካብ ዕድል ን ምምሃር ፣ ንመኪና መምርሒ ፍቓድ ናይ ቃል ፈተና
ምርካብ ዕድል ንምምሃር ምምሃር ናይ ክልተ ሚእቲ 200 ሰዓት ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽን ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪናን፣
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1135 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ዕድል ንምምሃር ምምሃር ናይ ክልተ ሚእቲ 200 ሰዓት ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽን ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪናን፣
ምርካብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ሞያዊ ስልጠና ንCAP ንምድላው ኣብ ኣሰላፊ መግቢ፡ ጸጉሪ ርእሲ፡ ዳቦ ሰራሕ፡ መካኒክ ወዘተ።
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ (DU) ምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ ዝተዳለወ መርስሕ እዩ።
ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፡ DELF ወይ DCL ዲፕሎማ፡ ኣቀራርባ
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ምርካብ ሓገዝ ቆጻሪ ንምኽፋት፡ ሳእኒ ንምግዛእ ወይ ናይ ገዛ መድሕን ንምኽፋል ዝግበር ገንዘባዊ ሓገዝ
ንመደብ ስልጠና ናይ ጉጅለወነንቲ ንኣሽቱ ትካላት ናብ ናይ ስራሕ ምልዋጥ መደብ ምትግባር
ምኽኣል ምርካብ መሰላትኩም ንምርካብ፡ ሰነዳትካ ንምስራዕ፡ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር፡ ናብ ቆጸራታት ንምኻድ ሓግዝ ክትክእሉ ምእንቲ
ምርካብ ሓገዝ፣ ንጥፈታትን ምኽርን ንህጻናትን መንእሰያትን ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም ካብ ወለንተኛ
ምእንቲ ምሉእ ሰሙን ንጥፈታት! ጂምናዝየም፡ ኩዕሶ እግሪ፡ ክሪኬት፡ ኩዕሶ ሰኪዔት፡ ባድሚንተን፡ ብሽክለታ፡ ምሕንባስ...ወዘተ ክትገብሩ
ምርካብ ሓገዝ ፍቓድ ንምርካብ ብወለንታ ምግባር ፋይናንሳዊ ሓገዝ፣ ዝተመጣጠነ ናይ ቋንቋ ፈረንሳን ናይ ጽርግያ ኮድ ኮርሳትን።
ምርካብ ሓገዝ ስነ ኣእምሮ ን ነበርቲ Angers ምዕጃብን ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍን፡ ሓባራዊ ምልውዋጥ፡ ዝተመጣጠነ ኣንፈት ንምርካብ
ምርካብ ሓገዝ ን ንገዛኹም ኣገደስቲ ናውቲ ኣቁሑ ፍርናሻትን መሳርሒታትን ንምግዛእ ኣብà Angers ኣንጀርስ ዝግበር ገንዘባዊ ሓገዝ
ምኽኣል ብቋንቋ ፈረንሳ ንምስጓምን ንወግዓዊ ፈተና ንምድላውን፡ ስራሕ ንምድላይን፡ ምስ ሳውሙር ንምፍላጥን ዝሕግዙ ኮርሳት
ምምሃር ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ናብ A2 ንምብጻሕ፣ ምኽሪ ንሞያዊ ፕሮጀክት ዝዓለመ
ምሕጋዝ PLIE ምስ ድሌታትኩ ዝተመጣጠነ ደገፍ ዘለዎ ስራሕ ወይ ስልጠና ክትረክብ ይሕግዘኩም
ምፍላጥ ናይ ደረጃ ናይ ምዝራብን ምጽሓፍን ፈረንሳ፡ ገምጋም ሞያውን ዲጂታላውን ክእለትኩም ንምፍላጥ ዝወሃብ ፈተና ንምስታፍ ።
ንምርካብ ዕድል ምብጻሕ ትካላት፡ ምኽሪ ንፕሮጀክት፡ ዕላል፡ ሞያዊ ኣኼባታት ምስታፍን
ነጻ ሓገዝ ፣ ኮምፒተርን ውልቃዊ ደገፍ ንምምሕዳራዊ ኣገባባትን።
ምርካብ ብዝበለጸ ርድኢት፡ ናጻ ምዃንን ምስ መዓልታዊ ህይወት ንምውህሃድን ትምህርቲ ፈረንሳ ውሰድ
ምምህሃር ንስራሕን ንሞያዊ ኣገባባትን ኮርሳትን ፈረንሳ ኮምፒተር ንምጥቃም 7 ሰሙን
ምምሃር ቋንቃ ፍረንሳምስታፍ ሳ ኮርሳት ምስ ሞያዊ ቃላት፣ ናይ ሞያ ምኽሪ፣ ናይ ስራሕ ልምምድ፣ ናይ ትካላት ዘጠቓለለ ምብጻሕ ምፍጻም