ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Plateforme Talents Migrants
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1, A2, B1, B2, C1, C2
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ቐጻሊ ተሳትፎትኽኽል 2 ሰዓት በብትርኢት
ኩነታት
መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ኣበይ ?
ምርካብ ደገፍ ን ኹነታትኩም ኣብ ግምት ዘእተወ
እንታዩ’ዩ ?
እዚ መደብ እዚ ንተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ዑቕባ ዘለዎም ንትሕቲ 5 ዓመት ኣብ ፈረንሳ ንዝተቐመጡ ሰባት ክፉት ኮይኑ ምስ፤
- እንተደኣ ውልቃውን ሞያውን ኩነታትካ ዝምልከት ገምጋም
- ማንቲ ብደረጃ ፈረንሳ ዝካየድ ፈተና እዩ።
- ምርካብ ደገፍን መምርሕን ናብ ምቹው መሓውራት ዝወስድ ምዃኑ’ዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
- ብዛዕባ ውልቃዊ ኩነታት ዝምልከት ሕቶታት ምእንቲ መልስ፡ መንበሪ ገዛ፡ ክንክን ህጻናት፡ ማሕበራዊ ድሕነት፡ ሓድሕዳዊ መድሕን፡ ምንቅስቓስ ወዘተ።
- ብዛዕባ ሞያዊ ኩነታትኩም ዝምልከት ሕቶታት መልስ፡ ምስ ፈረንሳ ትራቫይል ምዝገባ፡ ስራሕ፡ ስልጠና ምርካብ ወዘተ።
- ናብ ጥንቁቓት መሓውራትን ስርዓታትን ዝግበር ደገፍ
- ዘድልየኩም መፍትሒ ምርካብ።
- ምውሳድ ናይ ጽሑፍ ፈተና ውሰድ
- ምፍልታን ውልቃዊ ቃለ መሕትት ምልኣዮ።
ከመይ ንገብሮ?
ዝድግፍኩም ሰብ በዓል ሞያ (ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፡ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል፡ ኣማኻሪ ተልእኾ ከባቢ ወዘተ) ምርኻብን ነዚ ቃለ መሕትት ክትገብር ክትሓትት ትኽእሉ ኢኹም።
- ኢመይል ፡ a.boussard@corylus-formations.fr
- ከምዚ። : 02 41 67 71 45
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ