ምርካብ ሓገዝ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባትን ኣጠቓቕማ ኮምፒተርን
ምስ ምስ Facil'démarches et Web'kiosque
ኣዳላዊ Centre communal d'action sociale de la Ville d'Angers ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуምርካብ ውልቃዊ ደገፍን ናብ ኮምፒተር ምርካብን ምምሕዳራዊ ኣገባባትካ ብቐሊሉ ብኢንተርነት ይኹን ብዘይ ኢንተርነት ንምፍጻም ናይ ኮምፑተር ምኽኣል።
ምፍላጡ ዘገድስ 2 ቦታታት ኣለዉ (ኣብ ታሕቲ ናይቲ ወረቐት ዘሎ ካርታ ርአ) ንኹሉ ክፉታትን ብዘይ ቆጸራን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
33 Bd Résistance et Déportation, 49100 Angers, France
02 41 05 49 49
2, rue Joseph-Cussonneau, Angers, France
02 41 88 87 40
Chargement de la carte...
ቤት ጽሕፈታት
ምምሕዳር
ብዛዕባ ኩነታትካ ምስላጥ፣
ብዛዕባ ናይ ጥዕና ጉዳየይ ዝሳለጥ ጉዳያት፣
ምስላጥ ጉዳያት ቤተሰበይ ጉዳይ መርዓ ውላድ ወዘተ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ገዛ ኣብ ምርካብ ዝግበር ኣሰራርሓ፣
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጉዳያተይ ባዕለይ አሳልጥ፣
ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ምምሃር፣
17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
ccas angers 49ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
veronicasiተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
feeተርጓሚ/ሚት
leamei_tradተርጓሚ/ሚት
louተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
faouziaተርጓሚ/ሚት
hendተርጓሚ/ሚት
julie90ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት