ምርካብ ሓገዝ ናብ ሓድሽ መንበሪ ንምእታው
ምስ ምስ Centre communal d'action sociale de la ville d'Angers (CCAS)
ኣዳላዊ CCAS - Centre communal d'action sociale de la ville d'Angers ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 joursኣብ CCAS (ማእከል ማሕበራዊ ስጉምቲ) ከተማ ኣንጀርስ d’Angers ክሳብ €150 ዝበጽሕ ፋይናንሳዊ ሓገዝ ክህብ ይኽእል እዩ ፤
- ኣብቲ ሓድሽ ገዛኻ ቆጻሪታት ናይ (ማይ፡ ኤሌክትሪክ፡ ጋዝ) ምስመር ንምኽፋት
- ንምግዛእ ድስቲ ኩስኩስቲ
- ከምኡውን ናይ ገዛኻ መድሕን ወይ ኣሹራንስ ክትከፍሉ ትኽእሉ ኢኹም።
ምፍላጡ ዘገድስ ኣገልግሎት CCAS ንኹሉን ብዘይ ቆጸራን ክፉት እዩ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ፣ ሓገዝ ንምርካብ፡ - ኣብ ከተማ ኣንገርስ እንተወሓደ ን3 ኣዋርሕ ዝተቀመጥኩም ክትኮኑ ኣለኩም - ን FSL (fonds de solidarité logement). ከምኡውን ኣመልከትኩም ክትኮኑ ይግባእ ። በጃኹም ኣስተውዕሉ፣ ናይ ስድራቤትኩም ቁጽሪ (ብCCAS ዝተቖጽረ ወርሓዊ ጸጋታትኩም ንምዕቃን ዝሕግዝ መርኣዪ) ኣብቲ ዝሓተትኩምሉ እዋን እቲ ኣታዊ ትሕቲ €500 ክኸውን ኣለዎ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Boulevard de la Résistance et de la Déportation BP 80011, 49100 Angers Cedex 02, France
Chargement de la carte...
መንበሪ ገዛ
ቤት ጽሕፈታት
ምምልካት ን መንበሪ ገዛ
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ገዛ ኣብ ምርካብ ዝግበር ኣሰራርሓ፣
ብዛዕባ ስልዔይ ሓገዝ ግብሪ ናይ ባኪ ወይ ሕሳብ ዝኣመሰሉ ኩነታተይ፣
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
ccas angers 49ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
killian douchetተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት