Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርኻብ ምስ ሰብ ሞያ ንቢዝነስ ምርዳእን ዘኽእል ፍልጠት ንምህላው።

ምስ ምስ FACE à l'horizon

ኣዳላዊ FACE Maine et Loire , APTIRA, CORYLUSኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ምእንቲ ንዓለም ንግዲ ንምፍላጥ ዝግበር ክፍለ ግዜታት ምስ እዞ ዝስዕቡ ተግባራት፤

  • ምስታፍ ኣኼባታት ሰብ ሞያ ካብ ሓያሎ ዓውድታት ናይ እቲ ዓውዲ
  • ምብጻሕ ናብ ትካልት፡ ማእከላት ስልጠና፡ መሳርዕ ውህደት ምርኻብ
  • ምህላው ናይ ዕላል
  • ንምፍላጥ ኣቀራርባ ልምድታት፡ መሰላት፡ ሕግታት ምፍላጥ
  • ከምኡውን ኣብ መንጎ ባህልታት ዝግበር ናይ ቁርሲ...ወዘተን መደባት ምስታፍ
ምፍላጥ ዘገድስ!
እቶም ኣርእስታት ምስ ዘምልጥኹም ኣብ ሓደ ክፍለ ግዜ ወይ ኣብ ሓያሎ ክፍለ ግዜታት ምስታፍ ይከኣል ይከኣል እዩ።
ንመደብ FACE Maine ከምኡውን Loire ምውካስ ይከኣል እዩ ንዝያዳ ሓበሬታ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ሞያዊ ክእለትኩምምልላይን ምዕባይን
  • ምእንቲ ንቢዝነስ ኮዳት ንምርዳእ፣ ምስ ካልኦት ሰብ ሞያ ንምርኻብን ዝሕግዙ ምኽርታት ንምርካብ ክትክእሉ
  • CV ሲቪ ምስራሕ፣ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምድላይ ዝሕግዙ ሜላታት ምልምማድ
  • ኣድላዩ ዝኾነ ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ተዳለዉ
  • ምስ ዓቕሚ ሰብ ምኡጻር ዝኽእሉ ትካላት ዝድለዩ ሞያታት ምርካብ
  • ንምህላውን ምስፋሕን ሞያዊ መርበብ ።

  • ጠቐምቲ ንግዳዊ ቃላት ምፍላጥ
  • ምስታፍ ኣብ ዕላላት ብዛዕባ ባህሊ፡ መግቢ፡ ምስቶም ኣብቲ ትካል ዘለዉ መሳርሕትኻ ክትረዳዳእ ምኽኣል ።

ምእንቲ ሰብ ሞያ ኣብ ሞያዊ ፕሮጀክትኩም ናጻ ክትኮኑ ይሕግዙኹምን፣ ከምኡውን ነቲ ስጉምትታት ባዕልኹም ምውሳድካ ድማ ይቕጽሉን ንምሕጋዝ የኽእል።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብኢመይል ናብ Cécilia SOURICE ሴሲልያ ሶውሪስ ፡ csourice@face-maineetloire.com ብምጽሓፍ
  • ብ ኣካል ናብ ኣብ ቤት ጽሕፈት፡ 34 rue des Noyers, 49000 Angers ብምምጻእ ይከኣል

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • face49ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • mariya9ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles