Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ስራሕ ምድላይ

ምስ ምስ Prépa Clés Avenir Français langue étrangère

ኣዳላዊ Corylus Form@tions ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ ን5 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ምሉእ ግዜ ስልጠና ኮርስ ነዚ ዝስዕብ ነገራት ንምኽኣል ፤

  • ፈለማ ብፈረንሳ ደረጃ A2 ንምብጻሕ
  • ከምኡውን ኣብ ፈረንሳ ንዝርከቡ ንግዳዊ ትካላት ምርዳእ
  • ኣዚ ድማ ዝምጥን ስራሕ ንምርካብን ይሕግዘኩም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ብጽሑፍን ብቃልን
  • መዓልታዊ ህይወትን ዝጠቕሙ ሞያዊ ህይወትን ምዃኑ’ዩ።
ንምፍላጡ ዘገድስ
እቲ ዕላማ ኣብ መወዳእታ እቲ ስልጠና ደረጃ A2 ክህልወኩም ምእንቲ እዩ።

  • ድሮ ዘለኩም ሞያዊ ክእለት ተፈላጥነት ሓግዝ ንምርካብ ከኣሉ
  • ኣብ ትካላትናይ ስራሕ ልምምድ ምግባር።

  • ኣቀራርባ እቲ ናይ ዓውዲ፣ትካላት ሞጥራይ
  • ስልጠና ወይ ስራሕ ንምድላይ ክትሕገዙ ምኽኣል ምኽሪ።

ከመይ ንገብሮ?

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • sandrine-corylusኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • nonomተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • anarig2212ተርጓሚ/ሚት
  • nour alhoudaተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • sabirተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • anihተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles