ቋንቋ ፈረንሳ ምንባብን ምዝራብን ምክኣል፣
ምስ (La formation socio-linguistique Bop 104 ) ዝተባህለ ናይ ቋንቋ ስልጠና ምምሃር፣

ቋንቋ ፈረንሳ ምንባብን ምዝራብን ምክኣል፣

ምስ 
(La formation socio-linguistique Bop 104 ) ዝተባህለ ናይ ቋንቋ ስልጠና ምምሃር፣

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ 29 sept. 2021

እንታይ ኢዩ?

ሓደ ስልጠና ሞያውን ማሕበራውን ብቐሊሉ ምውህሃድ ዘኽእል ክንህብን፣ ከምኡ እውን ስራሕ ንኽትረኽቡ ከነሰንየኩም ንኽእል ኢና።

· ንስራሕ ዝጠቕሙ ቃላትን ሓረጋትን ፈረንሳ ኣብ ምምላኽ

· ንሕብረተ-ሰብ ፈረንሳ ኣብ ምፍላጥ

· ስራሕ ንምርካብ ሓገዝ

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ፌርማ ብዛዕባ ሲር(CIR ) ዝበሃል መደብ ካብ 5 ዓመታት ኣትሒዙ ዝካየድ እዮ፣

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 16 ናብ 59 ዕድመ
ግዜ

6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ፣

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

49 - Maine-et-Loire

ኣገዳሲ

ፌርማ ብዛዕባ ሲር(CIR ) ዝበሃል መደብ ካብ 5 ዓመታት ኣትሒዙ ዝካየድ እዮ፣

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 16 ናብ 59 ዕድመ
ግዜ

6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ፣

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

49 - Maine-et-Loire

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር፣

  • ምዝራብ
  • ምስማዕ
  • ምርዳእ
  • ምንባብ

ሰርትፍኬት ንኽህልወኩም ነሰልጥን፣

  • ደልፍ ኣ ክልተ ዶ DELF A2
  • ብቕዓት ቋንቋ ፈረንሳ ንስራሕ ዝሕብር ዲፕሎም DCL Pro) ነዳሉ፣
  • ብቕዓት ምውህሃድ ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ዝሕብር ዲፕሎም ደሰ ኤል ኤፍ ኤል(DCL FLE) ነዳሉ፣

ምስ ክብርታት ሕብረተሰብ ፈረንሳ ኣገባብ ኣጠቓቕማኡን
ነወሃህደኩም፣

· ዑደትናብ ኣመሓደርቲ ብምድላው

· ኣብ ቤተ-ንባብ ብምውሳድ

· ኣብ ባህላዊ መደባት ብምስታፍ

· ንኸታማኹም ወይ ንኸባቢኹም ዝያዳ ከም ትፈልጥጡ ብምግባር ወዘተ

ንስራሕ ምድላይ ነዳልወኩም ንኽእል፣

· ብዛዕባ ኩነታት ስራሕ ኣብ ፈረንሳ ምግላጽ፣

· ንስራሕ ዝጠቕሙ ናይ ፈረንሳ ቓላት ብምጽናዕ፣

· ሰነድ ወይ ሲቪ (CV) ተባሂሉ ኣብ ምድላው ንተሓባበረኩም።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ምስ ናይዚ ፎርማ ክለ ዝበሃል Forma.Clé ስልጠና ሓለፍቲ ቆጸራ ንምውሳድ ሓበሬታ ብምጥዋቕ ተወከሱ፣

ኣድራሻ ማለት ኢመይል መእኽቲ እልእኽ፤ contact@formacle.com

ናብዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ስልኪ እድውል፤ 02.41.56.19.70

ሰዓታት ስራሕ ፣ ሰኑይ : ሰሉስ : ሓሙስ :

ናይ ንግሆ ካብ ሰዓት 8-12 ናይ ምሸትካብ ሰዓት 14- 17

ዓርቢ: ካብ ሰዓት 8h -12 ናይ ምሸት ሰዓት14-16:30

ረቡዕ : ዕጹው እዩ ::

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
8 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
15እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Forma.Clé

Forma.Clé