ምርካብ ሓገዝ ን ናውቲ ኣቁሑ ናይ ገዛ ንምጥያስ ዝኸውን
ምስ ምስ Aide à l'Équipement - Coup de pouce
ኣዳላዊ CCAS - Centre communal d'action sociale de la ville d'Angers ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці тому
ንገዛኻ ዝኸውን ፍርናሽን መሳርሒታትን ንምግዛእ ዝግበር ገንዘባዊ ሓገዝ።
ምፍላጡ ዘገድስ፣ ሓገዝ ንሓንቲ ስድራቤት ኣብ ውሽጢ 12 ኣዋርሕ መመላእታ ኣብ ውርሒ €400 ዘይሓልፍ ኣታዊ ንዘለዎም ቤተሰብ ዝተሓጽረ እዩ ። እቲ ልክዕ መጠን ከከምቲ ዝተዋህበ 2 ምጥቃስ ይፈላለ እዩ። ከምኡ እውን ናይ ምብጻሕ ምጉዕዓዝ ወጻኢታት ንምኽፋል €50 ተወሳኺ ሓገዝ ንምርካብ የኽእል ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓገዝ ንምርካብ፡ - ኣብ ከተማ ኣንጀ d’Angers እንተወሓደ ን3 ኣዋርሕ ዝተቐመጡ ምስ ዝኾኑ፣ - FSL (fonds de solidarité logement)ን ኣብዚ ብምጥዋቕ ዘመልከትኩም ክትኮኑ ይግባእ ። በጃኹም ኣብዚ ክስትውዓል ዘለዎ ናይ ስድራቤትኩም ቁጽሪ (ብCCAS ዝተቖጽረ ወርሓዊ ጸጋታትኩም ንምዕቃን ዝሕግዝ መርኣዪ) ኣብ እዋን ሕቶኹም ኣታዊኹም ኣብ ወርሒ ትሕቲ €500 ምስ ዝኸውን ኢኹም ነዚ ሓገዝ እትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- Boulevard de la Résistance et de la Déportation BP 80011, 49100 Angers Cedex 02, France
- 02 41 05 49 49
Chargement de la carte...
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
ccas angers 49ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
killian douchetተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
shayanroushanተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
na-en77ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት