ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና
ምስ ምስ Plan local pour l'insertion et l'emploi (PLIE)
ኣዳላዊ Centre communal d'action sociale de la Ville d'Angers ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуLe PLIE (Plan Local pour l'Insertion et l'Emploi) ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ዝሽገሩ ሰባት ይሕግዝ ።
ምርካብ ነባሪ (ቀዋሚ) ስራሕ ንምርካብ ብሕታዊን ዝተደልደለን ምክትታል ክህልወኩም ይኽእል እዩ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ስራሕ
ምምሕዳር
ፈረንሳይ
ስራሕ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
ccas angers 49ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
veronicasiተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
mohammadmudasiralikhail@gmail.comተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት