ምምሃር ን ምርካብ ስራሕ ንምርካብ ዝጠቅም ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Impulsion'Pro
ኣዳላዊ Forma.Clé ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці томуምእንቲ ደረጃ ክእለት ቋነኡአ ፈረንሳ ንምምሕያሽን ስራሕ ንምርካብን ዝዓለመ ናይ 3 ወርሒ መደብ በዚ ዝስዕብ መሰረት ፤
- ምምሃር ትምህርቲ ፈረንሳ
- ምስታ ኣብ ናይ ሓያሎ ሞያታት ኣቀራርባታት
- ምጉኦኣዝ ሪዝዩም ምጽሓፍን ንቃለ መሕትት ስራሕ ንምድላውን ዝሕግዙ ምኽርታት
- ከምኡውን ምስ ሰብ ሞያ ኣኼባታትን ናይ ኩባንያ ልምምድን ምግባር።
እዚ መደብ ስራሕን ትካላት ኣብቲ ጉጅለ ዘለዉ ሰባት መሰረት ብምግባር እዩ ዝቐርብ።
ኣዝዩ ዘገድስ ሓበሬታ ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ምስ OFII CIR (Republican Integration Contract) ክትፍርም ኣለኩም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Beaupréau-en-Mauges, 49600 Cholet, Maine-et-Loire ,
Chargement de la carte...
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
forma.cléተርጓሚ/ሚት
taghridተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት