ምፍታን ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ብቅዓትኩም ከመይ ከም ዘሎ
ምስ ምስ EOL - Évaluation Observatoire Linguistique
ኣዳላዊ Forma.Clé , AFODILኣቐድዲሙ ዝነበረ 9 місяців томуእዚ ንነበርቲ ማሕበረሰብ Mauges ማውገስ ንዝኾኑ ሰባት ዝወሃብ ክፉት ውልቃዊ ገምጋም ንምግባር ኣብዞም ዝስዕቡ ተግባራት ዝተመርኮሰ ፤
- ፈለማ ደረጃ ናይ ምዝራብን ምጽሓፍን ብቅዓት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ፍለጡ
- ብምስዓብ ፣ መሰረታውን ሞያውን ክእለት ምግምጋም ትገብሩ ።
ኣብ መወዳእታ ናይቲ ገምጋምድማ፣ ፡ ኣብ መጻኢ ንሞያ ዝመርሓኩም ኩለመዳያዊ ገምጋምን ውልቃዊ ምኽርን ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ፣ ኣብዚ ንምስታፍ ን ኽትክእሉ ፣ ዝማልኡ ዘለዎም ነገራት ፣ - ስደተኛ ወረቐት ዘለዎ ሰብ ፡ ወይ ተጠቃሚ ትሕተ-ሃገራዊ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ኣልቦ፡ ወይ ክትሰርሕ ፍቓድ ዘለኩም መንበሪ ፍቓድ ብምሓዝ ትሕቲ 5 ዓመት ኣብ ፈረንሳ ዝጸናሕኩም ምዃን - ልዕሊ 18 ዓመት ዕድመ ምህላው - ከምኡ’ውን ኣብ መስርሕ ምውህሃድ ሞያውያን ክትዋፈርን/ወይ ድማ RSA (ንጡፍ ኣታዊ ምትሕግጋዝ) ንዝኽፈሉ - ንምዝገባ ንሓደ በዓል ሞያ ክምዝግቦም ዝኽእሉ፣ ወይ ኣሲስታንስ ሶሻል ዘለዎምን።
ምፍላጡ ዘገድስ እቲ ገምጋም ብማእከላይ ገምጋም 3 ሰዓታት ዝወስድ ኮይኑ እቲ ኣሰልጣኒ ናብ ገዛኹም እናመጸ ይተሓጋግዘኩም ( ናይ ምዝገባ ሓባሬታ ኣብ ታሕቲ ናይቲ ቅጥዒ ዘሎ ካርታ ርአዩ)።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
21 Av. de Bon air, 49110 Montrevault-sur-Èvre, France
02 41 56 19 70
contact@formacle.com
Beaupréau, 49600 Beaupréau-en-Mauges, France
02 41 56 19 70
contact@formacle.com
Chemillé-en-Anjou, France
02 41 56 19 70
contact@formacle.com
Orée-d'Anjou, France
02 41 56 19 70
contact@formacle.com
Mauges-sur-Loire, France
02 41 56 19 70
contact@formacle.com
Sèvremoine, France
02 41 56 19 70
contact@formacle.com
49290 Chalonnes-sur-Loire, France
02 41 56 19 70
contact@formacle.com
Chargement de la carte...
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
carolinedኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
sevaተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት