Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምፍታን ደረጃ ብቅዓት ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ EOL : Evaluation Observatoire Linguistique

ኣዳላዊ Corylus Form@tions ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ብቋንቋ ፈረንሳ ደረጃኹም፡ መሰረታዊ ሞያውን ክእለትኩም ንምግምጋም ዝግበር ቋንቋዊ መርመራ እዩ።

እቲ መርመራ ንምውሳድ ንልዕሊ 5 ዓመት ኣብ ፈረንሳ ንዝነበሩ ኣሎፎን ሰባት ክፉት እዩ ።

ምኽኣሉ ዘገድስ
- ልዕሊ 18 ዓመት ክኸውን፣
- ከምኡ’ውን ኣብ ሞያዊ መንገዲ ውህደት ክዋፈር፣
- ከምኡ’ውን/ወይ ተጠቃሚ RSA (ንጡፍ ናይ ምትሕግጋዝ እቶት) ክኸውን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምርካብ ማሕበራዊ ኣማኸርትን ተሳተፍትን ምስ ኩነታቶም ዝሰማማዕ ስልጠና ንኽረኽቡ ሓግዞም።

  • ምኽኣል ምምዛን ቀንዲ ክእለት።
  • ምኽኣል ገምጋም ሞያዊ ፍልጠትን ክእለትን
  • ሞያዊ ኩነታት ኩም ምዕባይ ።

  • ዝነበረኩም ፍልጠት ምእንቲ ኣፍልጦ ክረክብ ምኽኣል
  • ኣብቲ ክፍሊ ዝካየድ ናይ ቋንቋ ስልጠና ኮርስ ምስታፍ

ከመይ ንገብሮ?

ምስ ዝድግፍትኹም በዓል ሞያ (ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፡ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል France Travail፡ Mission Localeኣማኻሪ ተልእኾ ከባቢ ወዘተ) ርክብ ብምግባር ነዚ መርመራ ክትገብር ክትሓትት ትኽእል ኢኻ።

ብተወሳኺ ኣብJOB49 ወይ ብኢመይል plateressources@aptira.org ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም ።

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • sandrine-corylusኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • killian douchetተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • rouaa karimተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles