Fermer
Paramètres d'affichage
Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Thème clair
Thème sombre
Système.
Utilise les paramètres système.
GOUVERNEMENT
Menu
መዝገባ
መስመር
Fermer
መዝገባ
መስመር
ኩሎም ሓበሬታት
ህዝባዊ ምልክታት
ትርጉም
ብዛዕባና ተዛረቡ
ጥርኑፍ ሓበሬታ
ንኣሽቱ ፣ ፋምፍሌት
ን ፕረስ ንዜና ዝኸውን
ን ኣምባሳደራት
ናይ ዩክሬን
እዚ መርበብ ሓበሬታ ወይ ኣፕሌኬሽን ኣብ ስልክኹም ጸዓንዎ፣
ኣብ ጋዜጣና ተመዝገቡ
20 ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
Département
ኩሉ
መርከቢ ቦታ
ኣርእስታት
Administratif
ቤት ጽሕፈታት
ፈረንሳይ
መንበሪ ገዛ
ጥዕና
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ብቅዓት = ክእለት
ስድራ-ቤት
ምምሃር
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ኩሉ
0
ሓባሪ-ቃል
ሚስዮን ሎካል፣ መንነት ካርድ ወይ ታሴራ
በብዕድመ ዝተኸፋፈለ
ትሕቲ 18 ዓመት
ኣብ መንጎ 18 ን 25 ን
ካብ 25 ዕድመ ን ላዕሊ
ደረጃ ምልከት ቋንቋ ፈረንሳ
ንፈለምቲ A1/A2
ንማእከላይ ደረጃ B1/B2
ንዝማዕበለ ደረጃ C1/C2
ፋይል ናይ ትርጉም
ኩሉ መጻረዪ ይደምሰስ
ኩሉ (20)
ትሩባት ፋይላት (8)
ናይ ምሕዳር ፋይላት (12)
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቅድም ዝነበረ
ናይ ምምሕዳር ፋይላት
12
ናይ ምምሕዳር ፋይላት
12
መሐበሪ
ደክለረሽ በብሰለስተ ወርሒ ናይ ላካፍ CAF
ቤት ጽሕፈታት
መሐበሪ
ምሕታት ገንዘባዊ ብጽሒ ንስድራ ካብ ካፍ
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
መሐበሪ
ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ብመገዲ France Travail
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ቤት ጽሕፈታት
መሐበሪ
ምዝገባ ናብ ካፍ (CAF) ሓገዝ ንምርካብ
ቤት ጽሕፈታት
መሐበሪ
ምሕታት ንምርካብ RSA ሓገዝ
ቤት ጽሕፈታት
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምምልካት ን ስኮላርሺፕ ወይ ገንዘባዊ ሓገዝ ንትምህርቲ ።
ምምሃር
ቤት ጽሕፈታት
መሐበሪ
ምሕባር ዓመታዊ ኣታዊኹም ን les impôts
ቤት ጽሕፈታት
ምምልካት መንበሪ ገዛ ንምርካብ
መንበሪ ገዛ
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
መሐበሪ
ምህላው ባንክ ሕሳብ ምርካብን "መሰል ሕሳብ"
ቤት ጽሕፈታት
ምህላው፣ ናይ ባንኪ ሕሳብ ወይ ኣካውንት
ቤት ጽሕፈታት
ምምልካት፣ ኣብ ስራሕ መቑሽሽ ንምርካብ
ቤት ጽሕፈታት
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ናይ ገዛይ ፓጄት ባዕለይ ብ ኸመይ የማሕድሮ
መንበሪ ገዛ
ቤት ጽሕፈታት
ድሉዋት ፋይላት
8
ድሉዋት ፋይላት
8
86 - Vienne
ምርካብ ሓገዝ ኣብ ምድላይ ኣባይቲ
ሓገዝ ንምኽፋል መንበሪ ገዛ ንምርካብ ወይ ኣብ ምጽናሕ ገንዘባዊ ሓገዝን ደገፍን ምእንቲ ክትረኽቡ ብኽፍሊት ክንተሓባባረኩም ድሉዋት ኢና
መንበሪ ገዛ
ቤት ጽሕፈታት
ምስ FSL86
21 - Côte-d'Or
ምርካብ ምኽሪ ንኣጠቓቕማ ውልቃዊ ባጀት
ኣብ ኣጠቓእማ ባጀት ዘለኩም ሓበሬታን ኣፍልጦን ንምዕባይ
ብነጻ
ቤት ጽሕፈታት
ብ PCB ሳውዝ ኮተኣኦ Sud Côte d'Or
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ
መምርሒ ፍቃድ መኺና ምውጻእ ገንዘብ ምልቃሕ
መምርሒ ፍቃድ መኪና ንምውጻእ ገንዘብ ልቃሕ ምርካብ ብዘይ ወልሓንቲ ወለድ፣ ብኸመይ ከም ዝከኣል ዝሕብር ሰነድ እዩ
ብቅዓት = ክእለት
ቤት ጽሕፈታት
ምስ Permis à 1€ par jour
2 - Aisne
ኣብ ስጉምትኻ ን ኽትዕጀብን ክትሕገዝን ምእንቲ
ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት (RSA, APL, CSS, ወዘተ) ዝግበር ሓገዝ
ብነጻ
ቤት ጽሕፈታት
ጥዕና
መንበሪ ገዛ
ምስ CIJ Aisne
8 départements
ኣብ ኢንተርነት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምግባር ተማሃሩ
ንመሰላትካ CAFን Pôle Emploi ን ንምፍላጥን ንምምልካትን፡ ከምኡ’ውን ኣብቲ ፕረፈክቸር ስጉምትታት ንምውሳድን ዓውደ መጽናዕትታት
ብነጻ
ቤት ጽሕፈታት
l'ATMF ዝብል ትካል እዩ።
35 - Ille-et-Vilaine
ርእሰ-ምሕደራ ምርካብ
ኣብ መዓልታዊ ሃዋህውካ ንምምዕባል ኣገደስቲ ዓቕምታት ምምዕባል።
ብነጻ
ትኽኽል 14 ሰዓት
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ቤት ጽሕፈታት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
THE SOUND ACTOR ውህደት ዓውደ መጽናዕቲ
21 - Côte-d'Or
ንዝኣመልክምሉ መቕጻዕቲ፣ ናይ ምኽፋል መስርሕ
PIMMS ፒ ኢ ኤም ኤም ኤስ ዘይተክፍለ መቕጻዕቲ፣ ካብ ዓቕሚ ንላዕሊ ቀስ እንዳገበርኩ በብዓቕመይ ጌረ ዝኸፍለሉ መንገዲ ምፍላጥ ይሕብ ይሕርን ይሕግዝን
ብነጻ
ቤት ጽሕፈታት
ምስ Pimms Médiation Dijon
4 départements
ኣማኻሪ ናይ ባጀት ንምርካብ፣
ምስ ህሉው ቁጠባዊ ኩናታትኩም ዝከይድን ዝመጣጠንን ኣካይዳ ንኽህልወኩም ናይ ገንዘብ ምሕደራኩም መታን ክምዕብል።
ብነጻ
ቤት ጽሕፈታት
ኣብ ፕዋ ፓሰረል(Point Passerelle)፣