ኣማኻሪ ናይ ባጀት ንምርካብ፣
ምስ ኣብ ፕዋ ፓሰረል(Point Passerelle)፣

እዚ ዝበሃል Le Point Passerelle ንዘለኩም ቁጠባዊ ሽግር ፣
ንምፍታሕ ዝዓለም ሓገዝ ኣዳልዩልኩም ኣሎ።
እዚ ሓገዝ እዚ ንምርካብ ዝበዝሐ እዋን ብናይ ማሕበራውያን ተሓጋገዝትኹም ማለት ወይ ድማ ሶሻል ኣሲስታንስ ወይ ድማ እቶም ንመሰላትኩም ኣብ ፈረንሳ ዝሕብሩ ኣካላት ዝወሃብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ












