Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ FSL86

FSL86
ኣዳላዊFSL86

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ, ዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው

ኣበይ ?

ምርካብ ሓገዝ ኣብ ምድላይ ኣባይቲ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 mois

እንታዩ’ዩ ?

እንተደኣ መንበሪ ገዛ ንምርካብን ንምጽናሕን ንምርካብ ቅድመ ኩነት ዘለዎ ገንዘባዊ ሓገዝ ካብ በዓል ሞያ ዝግበር ደገፍ ርኸቡ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ኩሉ ናብ መንበሪ ገዛ ንምእታው ዘኻል ወጻኢታት ከም (ናይ ውሕስነት ገንዘብ፡ ናይ ትካል ክፍሊት፡ 1ይ ክራይ ገዛ፡ ዋሕስ ምህላው ወዘተ) ክፍሊት ምስ እትሕተቱ፡ ሓገዝ ኣብ ትሕቲ ዝተወሰኑ ንምርካብ ከከም ኩነታትኩም ዝህብ መስርሕ ኣሎ ኣብዚ ጠውቑ saides ይርከብ

ዘይተኸፍለ ክራይ ገዛ እንተሃልዩኩም ነዚ ዕዳ ምኽፋል ምስ እትሽገሩ ፡ ኣብ ትሕቲ ዝተወሰኑ ቅድመ ኩነታት ሓዝ ንምርካብ ንኽትክእሉ ኣብዚ ዘሎ ሓበሬታተአከሱ ክንሕግዘካ aider ንኽእል ኢና።

እንተደኣ ናይ ጸዓትን/ወይ ማይን ዕዳ እንተሃልዩካ (ክኽፈል ዘለዎ ሕሳብ፡ ነዳዲ ዘይቲ፡ ዕንጨይቲ ክበጽሓካ ዘይምኽኣል ወዘተ)ሓገዝ ንምርካብ ኣብዚ ጠውቑ aide ፡ ኣብ ትሕቲ ዝተወሰኑ ኩነታት ሓገዝ ክትሓትት ትኽእል ኢኻ።

እንተደኣ ወጻኢታት ጸዓትኩም ልዑል እንተኾይኑ ፡ ናይ ገዛኹም ብነጻ ምንጩ ንምፍላጥ un diagnostic énergétique de ናይ ጸዓት መርመራ ክንገብር ንኽእል ኢና ።

ከመይ ንገብሮ?

ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 8፡30 ክሳብ 12 ካብ ሰዓት 14 ክሳብ 16 ድማ ብሓጎስ ንቕበል።

አድራሻ :

Maison de l'Habitat
Téléport 2, Av. René Cassin,
86360 Chasseneuil-du-Poitou, France

ብስልኪ ቁጽሪ 05 49 47 28 86 ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 12 ከምኡ’ውን ካብ ሰዓት 2 ክሳብ 4 ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።

ምፍላጡ ዘገድስ
ምስ ኩነታትኩም ዝሰማማዕ ፋይል ክንሰደልኩም ንኽእል ኢና።
ብተወሳኺ ናይ FSL ሓገዝ ሕቶ ፋይል ብኢንተርነት ናይ ምውራድ ኣማራጺ ኣለካ፣ ኣብ መርበብ ሓበሬታና .
ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
fsl86fsl86ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
issam boulekissam boulekተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት